ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ምምሕዳር ከተማ ማልመ፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ እታ ከተማ እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሱንደስብሮስኮላን ምዕጻዋ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ሜዳ ሙንሸባክ፡ ዮቶቦሪ፡ ሓንቲ ኣምቡላንስ ምስ ትራም ድሕሪ ምግጫዋ፡ ሰለስተ ሰባት ንሆስፒታል ተወሲዶም። እቶም ሰለስተ ሰባት፡...
መንግስቲ ሽወደን፡ ብመንገዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቬን፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት፡ ሊና ሃሊንግሪንን ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ኣማንዳ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ምስክር ወረቐት ክታበት ኮሮና፡ ዝውዕል ዲጂታላዊ ትሕተ ቕርጺ ንኸዳልዋ ሰልስተ ወኪላት ተልእኾ ሂቡ ኣሎ። ብኸምዚ...
ኤውሮጳዊ ኤጀንሲ መድሃኒት (EMA)፡ ነቲ ብኣሜሪካዊ ኩናንያ ኖቫቫክስ ዝፈረየ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣብ ምጽናዕን ምግምጋም ከምዝርከብ ኣፍሊጡ።...
ሽወደን ኣብ ቀዳምነት ክትባት ዘለዋ መርገጺ ከም ዝቐየረት በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሎሚ ኣፍሊጡ’ሎ። ኩሎም ልዕሊ 65 ዝዕድሚኦም...
ቀዳማይ ብልቃጥ (ዶዝ) ክታበት ኣስትራ ዚኒካ ድሕሪ ምውጋእ፡ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝኣክል፡ ብ76%፡ ካብ መልከፍቲ ኮሮና ክከላኸል ከምዝኽእል...
መንግስቲ ዴንማርክ፡ ዜጋታቱ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝግልገልሉ ፡ዲጂታላዊ ናይ ኮሮና ፓስፖርት፡ ከውጽኣሎም ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ፓስፖርት...
ሽጋራ ምትካኽ፡ ንመልከፍቲ ኮሮና ናይ ምቅላዕ ዘለዎ ተራ ኣካታዒ ኮይኑ እኳ እንተጸንሐ ሓድሽ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መጽናዕቲ...
ብስም ‘’ስፑትኒክ ቪ’’ ዝፍለጥ ሩስያዊ ጸረ ኮሮና ክታበት፡ ኣድማዕነቱ ክሳብ 91.6% ክበጽሕ ከምዝኽእል፡ ትማሊ ሰሉስ፡ ዚ ላንሲት...