በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን፡ ኣብ ደቡብ ሽወደን፡ ስኮናን ብለኪንየን፡ ከጋጥም ዝኻእል ዝበሎ ውርጪን ብርቱዕ ንፋስን ኣመልኪቱ ሎሚ ሰሉስ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ሩስያ ድሕሪ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ተኸቲሉ፡ ሩስያ ንሓደ ሽወደናዊ ዲፕሎማሰኛ ድሕሪ ምብራራ፡ ሽወደን፡ ብተመሳሳሊ መንገዲ ንሓደ...
ኣብ ናይ ፌስቡክ ሒሳባትን ኣብ ኢንስተግራምን ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ዝዝርግሑ ግጉያት ሓበሬታታት ንምስራዝ (ንምእላይ)፡ ኩባንያ ፌስ ቡክ፡...
ስፖርታዊ ቅነ ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር እዩ። ነዚ ተኸቲሉ መንግስቲ ሽወደን፡ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ንምግታእ፡...
ብዙሓት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም ዝርከቡ ሰብ መዚ፡ ክታበት ኮሮና ኣብ ዘይተራኦም ( መስርዖም ) ብቐዳምነት ድክሰዱ...
በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ነቶም ክታበት ኮሮና ክወስዱ ዘይደልዩ ሰባትን እቶም ጌና ክታበት ዘይወሰዱ ኮይኖም...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብዘስዓቦ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ በዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ናይ 15 ቢልዮን ክሩና፡ ክሳራ ከጋጥሞ...