ማእክላይ ባንክ ሱዳን ን ባጤራ እታ ሃገር ዋጋኡ ከም ዝሓስር ብምግባር ምስራዝ ዕዳ ክግበረላን ወፍሪ ክትስሕብን ትጽዕር...
ሕግን ሕብረተሰብን
ህንዲን ቻይናን ሰራዊተን ካብቲ ዘሰሓሕበን ዶብ ሂማላያ ናብ ምስሓብ መስርሕ ምውድአን ሚኒስትሪ ምክልኻል ህንዲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ...
ኣብ ርእሰ ከተማ ናይጀርያ–ኣቡጃ– ብዘጋጠመ ምሕምሻሽ ነፋሪት ሓይሊ ኣየር ሽውዓተ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ። እታ ነፋሪት ካብ መሬት...
ብሰንኪ’ቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ከም ዝርከብ ኣህጒራዊ ኮሚተ...
ኣብ ዓመተ 2021፡ ሃገረ ሽወደን፡ ካብቶም ብመንገዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝመጹ ስደተኛታት፡ ካብቲ ዝግባኣ ኮታ ብግዝያውነት ወሲኻ፡...
ኣልጀርያዊ ቤት ፍርዲ፡ ንፈረንሳዊ ሓዃራይ ጨውዩ ንዝሰየፈ ሰብ፡ ብሞት ክቕጻዕ ወሲኑ። 55 ዝዕድሜኡ ሃርቬ ጉርዴል፡ ኣብ ሃገራዊ...
ኩባንያ SJ፡ ብሰንኪ ኣጋጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላዉ፡ ኣብ ማልመ፡ ዮቶቦሪን ስቶክሆሎምን ዝርከባ መደበራት ኣገልግሎት ካብ 1 /...