ፈረንሳ፡ ቅድሚ 60 ዓመታት፡ ንውሩይ ኣልጀርያዊ ሃገራዊ ተቓላሳይ ከም ዘሳቐየትን ዝቐተለትን ተኣሚና። ኣልጀርያዊ ሃገራዊ ተቓላሳይ፡ ዓሊ ቡመንጀል፡...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ምምሕዳር ስኮነ ዝርከብ ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ስኮነ፡ ሓደ ክልተ መዓልታት ዝዕድሚኡ ቅድሚ እዋኑ (premature) ዝተወልደ ዕሸል፡ ብኮቪድ-19...
ኣብ ሰሜን ኣሚስተርዳም እትርከብ ከተማ ቦቨንካርሽፕል (Bovenkarspel) ዝርከብ ሓደ ማእከል ኮቪድ-19፡ ሓደጋ ኖትጒ ኣጋጢሙ ክብል ፖሊስ ሆላንድ...
በዓል መዚ ምክልኻል ቅዋም ጀርመን (BFV) ንሰልፊ AFD (Alternative für Deutschland) ኣብ ትሕቲ ምክትታል ከምዘእተዎ ጋዜጣታት ሱደይቱስዛይቱንን...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም፡ ሓደ ምስ ማዕከን ዜና AFP፡ ሓደ ምስ ቢቢሲ፡ ሓደ ምስ ፋይናንሽያ ታይምስን ሓደ ኣብ...
ብዕለት 17/02/2021፡ ካብ ኣብ ሴሜን ናይጀርያ እትርከብ መንግስታዊ ኮሌጅ ሳይንስ ካጋራ፡ 27 ተማሃሮ፡ ሰለስተ ኣባላት ስታፍን 12...
ምክትል ፕረዚደንት ሃገረ ዙምባብዌ፡ ኬምቦ ሞሃዲ፡ ዝቐረበሉ ክሲ ጾታዊ ቅለት ንሰሙን ዝኣክል ክኽሕድ ድሕሪ ምጽናሕ ስልጣኑ ብፍቓዱ...
ኣብ መንስትሮስ (Mönsterås) እትርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ፡ ለበዳ ኮሮና፡ ከምዝተራእያን ከም ሳዕቤኑ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሳምንታት፡ 30...
ኣብ ወርሒ የካቲት 2021፡ ኣብ ጀርመን፡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ክሳብ 2.7 ሚልዮን ምብጽሑ እዚ ቁጽሪ ድማ...
ሰብ መዚ መክሲኮ፡ ኣብ ዶብ መክሲኮን ኣመሪካን ኣብ ዝርከባ ዓበይቲ መዓስከራት ዝርከቡ ሓተትቲ ዕቚባ፡ ክሳብ መወዳእታ ዝመጽእ...