ሃገረ ዩክሬን፡ ትማሊ ዓርቢ ብ ኦንላይን ኣብ ዝፈነወቶ ናይ ምኽሻን በዓል፡ ነቲ ቦርሽ-ቢትሩት፡ ዝበሃል ዓይነት ባህላዊ መግቢ...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣብ ዓለም ብዕድመ ዝዓበየት ዊዝደም ዝስማ፡ ጻዕዳ ዑፍ ኣልባጥሮስ ባሕሪ: ኣብ 70 ዓመታ: ምውላዳ ተገሊጹ። እዛ ዑፍ...
ኣብ ገማግም ህንዳዊ ውቅያኖስ እትርከብ ከተማ ማሊንዲ ኣብ መበል 13 ክ/ዘመን እያ ተደኲና። እዛ ካብ ሞምባሳ ብሸነኽ...
ኩባንያ መካይን ቮልክስዋገን፡ ንመጠን ብዝሒ ብኤሌክትሪክ ናይ ዝሰርሓ መካይን ኣመልኪቱ፡ ኣብ ዓመተ 2030፡ ክሳብ 35% ከፍሪ መዲብዎ...
ኣብ ጃንገበ፡ ናይጀርያ፡ ዞባ ዛምፋራ ተጨውየን ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ተፈትሓ፡ ስዒቡ፡ ሰለስተ ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም እዚ...
ሃገረ ሱዳን፡ ብረቡዕ ዕለት 03/03/2021፡ ብመንገድ ኮቫክስ ኣቢሉ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት ከምዝተቐበለት ቀዳማይ ሚኒስተር...
ኣብ ቀረባ እዋን፡ ኣብ ልዕሊ ዲጄ ፍሬሽ፡ ከምኡውን ዩፎኒክ ክሲታት ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ጾታዊ ምድፋር ኣብ...
ሃገረ ሽወደን፡ ዲጂታላዊ ምስክርነት ክታበት፡ ካብ ዕለት 01 ሰነ 2021፡ ንኽትጅምር ብመንገዲ ሚኒስተር ዲጂታላዊ ስራሓት፡ ኣንደሽ ኢገማን...
ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ብናይ ዓመታት ኲናት ዝተሃስዩ ማሕበረሰብ፡ ኣመንቲ ክርስትና ሜሶፖታምያ፡ ክበጽሑ ምዃኖም ተፈሊጡ። ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ነቶም ብናይ...