ኣብ ዝሓለፈ ቀውዒ፡ ኣብ ደሴት ሞርያ፡ ግሪኽ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት፡ ሌስቦስ፡ ሓደጋ ባርዕ ኣጋጢሙ ምንባሩ ዝዝከር እዩ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
ኣመሓዳሪ ዞባ ደልታ ነበር፡ ጄምስ ኢቦሪ፡ ኣብ ዓመተ 2012፡ ብዘይሕጋዊ ምትሕልላፍ ገንዘብ፡ ኣብ ሃገረ ብሪጣንያ ክሲ ተመስሪትዎ...
እታ ድሕሪ ሰለስተ ዓመታት ብቃለ-ፈጽሚ (parole) ካብ ቤት ማእሰርቲ ዝወጸት፡ ተጣባቒት መሰል ደቂ ኣንስትዮ ዝኾነት ሱዑዳዊት፡ ሉጄይን...
ካብ ገማግም ሃገረ ቱኒዝያ ቁሩብ ምስ ረሓቓ፡ ክልተ፡ ስደተኛታት ጽዒነን ዘንሳፍፋ ዝነበራ ጃላቡ ብምጥሓለን፡ ካብቶም ኣብ ልዕሊአን...
እቶም ከም ጾታዊ ምድፋርን ባርነትን ዝኣመሰሉ ቀጥታውን ዘይቀጥታውን ገበናት ኣብ ልዕሊኦም ብንታጋንዳ እተፈጸሞም ግዳያት፡ ካሕሳ ክረኽቡ እዮም...
ኣብታ ብኲናት እትሕመስ ዘላ ክልል ትግራይ ሓይልታት ጸጥታ ክልል ኣምሓራ ሰባት ይጨውዩን መሬት የፈናቕሉ ምህላዎምን ሰብ መዚ...
ኣብ ሃገረ ኖርወይ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ብዘይ ለውጢ ይቕጽል ከምዘሎ ናቭ (Nav) ዝተባህለ ኖርወጃዊ ኤጀንሲ ኣብ ዘውጸኡ...
መንግስቲ ባንግላዴሽ፡ ሞባይል ዝጠልፍ ዝተራቐቐ መሳርሒ፡ ካብ እስራኤል፡ ብ 330 ሚልዮን ዶላር ምሽማታ ጋዜጣ እስራኤል ሃሬትዝ ከምኡውን...
ናብ ደሴታት ካናሪ ተምርሕ ዝነበረት፡ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፡ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሞቱን ዛጊት፡ ናይ...
ማእከል ምቊጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣመሪካ፡ ዝተኸትቡ ሰባት፡ ናብ ንቡር ህይወት ክምለሱ እዮም ምባሉ ቢቢሲ ሓቢራ። ብመሰረት እዚ...