መንእሰያት ናይጀርያ፡ ብሰንኪ ዋጋኡ ኣመና እናኸበረ ዝመጸ ዋጋ “ፍቕሪ” ብምምራሮም፡ “ማሕበር በቃቓት ሰብኡት” ከም ዝመስረቱ ይንገር ኣሎ።...
ሕግን ሕብረተሰብን
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ኣብ ምምሕዳር ያበሎቦሪ፡ ኣሰካፊ እናኾነ ምምጽኡ ወከልቲ ምምሕዳራት ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሮም። ኣብ...
ካብ ርእሲ ከተማ ቡልጋርያ፡ ሶፍያ፡ ናብ ምዕራብ ኤውሮፓዊት ሃገር፡ ዩክሬን፡ ክሰግር ተመዲቡ ዝነበረ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ትምዩን...
ኣብ ትግራይ ዝነበረ ትካላት ጥዕና፡ ኮነ ኢልካ፡ ክዓኑ ከም እተገብረን ዝተረፈ ድማ ከም እተራሰየን ዶክተርስ ዊዝኣውት ቦርደርስ...
ወተሃደራውያንን ፖለቲከኛታትን መራሕቲ ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዞባ ዓብዪ ጆንገሊ፡ ንዝርከቡ ዕጡቓት ሚሊሻ፡ ይሕግዙ ምህላዎም ብምጥቃስ ኣብ መንጐ...
ፕረሲደንት ቱርኪ፡ ታይፕ ኤርዶጋን፡ ብሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ስዑዲ ዓረብ፡ ድሮናት ቱርኪ ዘፍረየተን ድሮን ክትገዝእ ድሌት ከም...
መንግስቲ ሩስያ፡ ኣብቲ ኣብ ዓመተ 2020 ዝተኻየደ ምርጫ ኣሜሪካ፡ ኢዳ ብምትእትታዉ ነቲ ምርጫ ክትሕምዙቕ ሃቂና ምንባራ ወኪል...
ለበዳ ኮሮናን ንዕኡ ንምብዳህ ተባሂሉ ዝወጹ መምርሒታት፡ ንኢንዱስትሪ ቤት መግብታት፡ ብኸቢድ ሃስይወን ይርከብ። ኣብ መላእ ዓመተ 2020፡...
ሓደ መዓልቲ ድሕሪ መስርሕ ምምላስ ክፍሊት ግብሪ ምኽፋቱ፡ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሽወደናውያን ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ ደብዳቤ ከም ዘመልከቱ...