ኣብ ጀርመን፡ መጠን መልከፍቲ ኮቪድ-19፡ ብልዑል ናህሪ ይውስኽ ኣሎ ክብል ጀርመናዊ ኤጀንሲ ተመሓላለፍቲ ሕማማት (RKI) ኣጠንቂቑ ክብል ማዕከን...
ሕግን ሕብረተሰብን
ሃገረ ኢማራት ዓረብ፡ ዝናብ ንምምንጫው፡ ኣብ ብራኸ ደበናታት ዝበራ ድሮን ኣዳልያ ኣላ። ኢማራት ብዘይካ’ዚ መደብ፡ ፕሮጀክት ሕርሻ...
ኣብ ከባቢ ኣደራሽ ምምሕዳር ከተማ ማልመ ዝርከብ ጥቓ ናይ ብሽግለታ መንገዲ (tunnel) ዘሎ ቆጥቋጥ፡ ትሽዓተ ኪሎ ዝግመት...
ፈረንሳ ብምኽንያት ፍርሂ ሳልሳይ ማዕበል ኮቪድ-19 ን ሓደ ወርሒ ዝኸውን ን ፓሪስ ክትዓጽዋ እያ። ኣብ 16 ከባቢታት...
ሃገረ ኩባ፡ ብውሽጣዊ ዓቕማ ዘፍረየቶ ካልኣይ ክታበት ኮቪድ-19፡ ኣብ ናይ መጨረሽታ መጽናዕታዊ መድረኹ ከምዝበጸሐ ሓቢራ ክብል ማዕከን...
ፕረሲደንት ታንዛንያ፡ ጆን ማጉፊሊ፡ ኣብ መበለ 61 ዓመቱ ትማሊ ረቡዕ ምሟቱ ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጣ። ማጉፉሊ...
በዓል መዚ መልዕሎ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ዘካይዶም ዘሎ ወፍርታት፡ ተወሳኺ ወፍሪ፡ ኣብ ዘይንቀሳቐሱ ንብረት (ኣባይቲ) ከምዝጀመረ ሓቢሩ።...
ቤት ፍርዲ ኢጣልያ፡ ነተን ብብልሽውና እተኸሰሳ ዓለምለኻውያን ኲባንያታት ነዳዲ፡ ኤኒን ሼልን፡ ናጻ ከም ዝለቐቐን ተፈሊጡ። እዚ ንነዊሕ...
ቤት ፍርዲ ግብጺ ንህብብቲ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላት፡ ሳንዓ ሰይፍ፡ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ዘርጊሕኪ ብዝብል ክሲ ገበነኛ ኮይና...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ምስ ማዕከን ዜና ኤቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መሕተት፡ ፑቲን፡ ቀታሊ ሰብ ድዩ ኣይኮነን...