ሓበሬታ
ኣስታት 3000 ዝኾኑ ጸረ ኮሮና ቫይረስ ዘይተኸትቡ ሰራሕተኛታት ኣገልግሎት ጥዕና፤ ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ካብ ስራሕ ደው ከምዝብሉ...
ብሕማም ምኽንያት ካብ ስራሕ ንዘቋርጹ ሰባት፤ ዝሓሸ ቁጠባዊ ደገፍ ንኽረኽቡ ዘኽእል መንግስታዊ እማመ ኣብቲ ናይ ዓመተ 2022...
ምምሕዳር ከተማ ካልማር፤ ነተን ብሶሻል ዲሞክርትና ዝምራሓ ካልኦት ምምሕዳራት ስዒባ፤ ከም መራሒት ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና፤ ንስቴፋን ሎቪን...
ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ከምቲ ልሙድ፡ ርሕቀቶም ሓልዮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእን ካብ ብዝሒ ህዝቢ ዝእከብሉ ቦታታት ክርሕቁ ከምዝግባእን በዓል መዚ...
ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዘለዉ ቆልዑ፡ ካብ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሮም፡ ክታበት ኮቪድ-19 ክወስዱ...
እዚ ስምምዕ ሰላም ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ዝተኸተመ ኮይኑ ነቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝቐጸለ ግርጭት እታ ሃገር ክፈትሕ እዩ...
ኢትዮጵያ፥ ሱዳንን ግብጽን ንሽግር ፈለግ ኒል፡ ኣብ ውሽጢ “ርትዓዊ ናይ ግዜ መጠን” ንምፍታሕ ልዝበን ክቕጽላ ኣተሓሳሲቡ። ባይቶ...
ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ካብ ህዝቢ ቻይና፡ ምሉእ እብረ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡን እዚ ድማ 71% ካብ ምሉእ ህዝቢ...