ኣብ 2015: ኣብ መንጐ ኢራንን ሽዱሽተ ሃገራትን ንዝተኸተመ ውዕል ኑክሌር ንምብርባር ዝዓለመ ዘተ: ኣብዚ ወርሒ ክበራበር እዩ...
ሓበሬታ
ኣብ ዓለምና ከሰል ብብዝሒ ካብ ዝጥቀማ ሃገራት ዝኾና ፖላንድ፥ ቬትናምን ቺለን ሓዊስካ 190 ሃገራትን ውድባትን ነዚ ኣገባብ...
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮርያ ዝጸዓኖ እገዳታት ከልዕል: ጎረባብቲ ሰሜን ኮርያ ዝኾና ሩስያን...
ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ከም ናይ ህጹጽ እዋን ክታበት ንኸገልግል፡ ንፍርያት ህንዳዊ ኩባንያ ባሃራታ ቢዮቴክ ዝኾነ ክታበት ኮቫክሲን፡...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣንጻር እቲ ብ “ምርግጋጽ ድንግልና” ዝፍለጥ መስርሕ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ተወሳኺ ክንክን ክገብረለን ሕቶ ከምዘቕረበ ገሊጹ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ብኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጸደቐ ንጉዳይ ንሓደ እዋን ዘገልግሉ ናይ ፕላስቲክ ፍርያት ኣመልኪቱ፡ ኣብ ግብሪ ከውዕሎ...
90 ዝኾና ሃገራት ዓለምና፡ ነቲ ኣብ ምልዋጥ ክሊማን ዋዒን ዓለምና ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ ዝበለኦ ምፍናው ሚቴይን ዝተባህለ...
ሰራዊት ትግራይ ንስትራተጂያዊ ኣገዳስነት ዘለዋ ከተማ ድሕሪ ምቊጽጻሩ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ እጹጽ እዋን ሓደጋ ምእዋጁ ተፈሊጡ ክብል...
ወሃቢ ስራሕ፡ ኣብ ልዕሊኡ ቀድታት እናሃለዉ፡ ናይ ስራሕ ፍቓድ እንተድኣ ሓቲቱ፡ ክወሃቦ ኣይክእልን እዩ። ብዘይካ እዚ፡ ነቲ...
ዝሓለፈ ወቕቲ ጽድያ፡ መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ጽላት ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዝውዕል፡ ናይ ጽገና ሓገዝ ዝብል መጸውዒ ስም...