ሓንቲ ክሳብ 170,000 ሽሕ ክሮነር ሽወደን ዝበጽሕ ዋጋኣ ፊዛርሞኒካ፡ ካብ ቤተ -ክሪስትያን ኦቨርካሊክስ (Överkalix) ከም ዝጠፍአት ኤንኤስዲ...
ሓበሬታ
ምምሕዳራዊ ቦርድታት ሽወደን፡ ካብ ታሕሳስ 1 ጀሚሩ፡ እቶም ኣብ ህዝባዊ ፍጻመታት ዝተነብሩ እገዳታት ኣብ ተግባር ይውዕሉ ምህላዎም...
ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO)፡ ነቲ ኦሚክሮን ተባሂሉ ተሰምዩ ዘሎ ሓድሽ ዓይነት ጅር ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪቱ፡ “ዘተሓሳስብ” እዩ...
ኣብ ሃገረ ፔሩ ኣብ ዝተገብረ ኩዕታ፡ ሓደ 800 ዓመት ዝገበረ ዓስኬሬን (mummy) ከም ዝተረኽበን፡ ኣብ ግዜ ሂወቱ፡...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ኣብ ኢትዮጲያ ዝርከቡ ሽወደናውያን፡ ካብታ ሃገር ክወጽኡ መጸዋዕትኡ ቐጺሉ። ኣማኢት ሽወደናውያን፡ ኣብታ ሃገር...
ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ 50 ዓመታት፡ መጠን ብዝሒ ህዝቢ ኢጣልያ ብ 20% ክጎድል ከም ዝኽእል ይግመት። እዚ ማለት...
ኣብ ልዕሊ ቤይጂንግን ደገፍታን ዝሕጭጭ ትሕዝቶ ዘለዋ ደርፊ፡ ኣብ ቻይና ከም እተኣገደት ቢቢሲ ሓቢሩ። እዛ ብቛንቋ ማንደሪን...
ኣብቲ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ሱዳን፡ ብርክት ዝበሉ ናይ ሱዳን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
“ከምቲ ዝበልኲኻ መዓት ሃደንቲ ደቒ ተባዕትዮ ስለ ዝነበሩ፡ ሻማ ሻማ ኢሎም’ዮም ተቀቢለሙኒ፡ ኣብቲ ፈለማ ከምንግስቲ’የ ከቢረ፡ ንመልክዐይን...
ምስ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ኣብ ዝተገብረ ናይ “ብላክ ላይቭስ ማተር ” ተቓውሞ ብዝተሓሓዝ ገበን፡ ሰለስተ ተወሰክቲ ሰባት...