ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ እቲ ቅድም ክብል ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ዝግበሩ ጉዕዞታት ዝነበረ...
ሓበሬታ
ናብ ሽወደን ንምእታው ክማልኡ ዝግበኦም ናይ ኮቪድ መርመራ ሮቓሒታት ብግቡእ ብዘይምትግባሮም፡ ብዙሓት ገያሾ፡ ካብ ኦሬሱንድ ብሪጅ (Öresund...
ንስራሕ ኣብ ዘመልክታሉ እዋን ኣብ ልዕሊኤን ኣድልዎኣዊ በደል ንዝተፈጸመን ወይ ድማ ብሰንኪ ኩነታተን ንኽሰርሓ ዘይተፈቐደለን ብዝሒ ዘለወን...
ካብ ምጅማር ለበዳ ኮሮና ንደሓር፡ ኣመሪካን ፈረንሳን ኣብ መዓልቲ ዝበዝሑ ቊጽሪ ሕሙማት ጅር ኦሚክሮን የመዝግባ ምህላወን ካብተን...
ኲባንያ መፍረ ነዳዲ፡ ሼል፡ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ደቡብ ኣፍሪቃ ዝገብሮ ዝነበረ ዳህሳስ ብትእዛዝ ቤት ፍርዲ ክቋረጽ ከም...
መንግስቲ ዴንማርክ፡ ናብ ሃገሩ ዝኣትዉ ክታበት ንዝወሰዱን ዘይወሰዱን ገያሾ፡ ካብ ኮቪድ ናጻ ምዃኖም ዘረጋግጽ ናይ መርመራ ወረቐት...
ምትሕብባር ሃገራት ኖርዲክ፡ ኣብ ዓመተ 1971 ዝተመስረተ ኮይኑ፡ ኣካል ናይቲ ኣብ ሞንጎ ሃገራት ኖርዲክ ዝግበር ምትሕግጋዝ እዩ።...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት ድሕሪ ዘመሓላለፎ መምርሒ፡ ኤውሮጳዊ ኮሚሽን፡ ንጉዳይ ናይቲ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጥቀምሉ...
ከተማ ኒው-ዮርክ፡ ዘይተኸትቡ ሰባት ናብ ናይ ስራሕ ቦታ ምብጻሕ ክኽልክላ ንኩለን ናይ ግሊ ኩባንያታት ጠሊቡ ክብል ማዕከን...