ኣብ ከተማታት ሽውደን ናይ መደቀሲ ተመሃሮ ሕጽረት ምህላዉ ማሕበር ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሽወድን ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሓበሬታ ካብ...
ሓበሬታ
ብጣዐሚ ውሑድ ምንቅስቓስ ሕማም ከምጽእ ይኽእል እዩ። ናይዚ እቲ ብቀሊሉ ከስዕቦ ዝኽእል ሳዕቤን ናይ ሕቆ ሕማም፣ ሕሉፍ...
ኣገልግሎት ቲኬት ስቶክሆልም ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶን ናይ መመዝገቢ ስርዓቱ ከም ዝተዛብዐን ተገሊጹ። ትሕተ ምድራዊ መርበብ...
ጻዕሪ እኳ እንተሃለወ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝህሉ ጒድለት መማህራን ዓብዪ ሽግር ምዃኑ ቤኮት ሬድዮ ዝገበሮ ዳህሳስ ይሕብር።...
ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ሓምለ 2019 ብመንገዲ ምጥራናፍ ስድራቤት 1500 ሰባት መንበሪ ፍቓድ ከምዝሃበ በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን...
ሕጽረት ማግነዚዩም ብቐሊሉ ዘጋጥም ጸገም ኣይኮነን፡ ብኣንጻሩ ማግነዚዩም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መግቢ ክርከብ ይኽእል። ንኣብነት፦ ሕብራዊ ባኒ...
ክሳብ 2020 መጠን ኣሃዝ ሓተትቲ ዕቚባ ብዘለዎ ክቕጽል እዩ ክብል ሃገራዊ ቦርድ ማይግሬሽን ሓቢሩ’ሎ። ዳይረክተር ሃገራዊ ቦርድ...
ወዲ ተባዕታይ ካብ ዝውለድ ዓመታት ናይ ዘቑጸረት ኣብ ደቡብ ፖላንድ እትርከብ ንኡሽቶ ከተማ ዝኾነ ከንቲባ፡ ወዲ ተባዕታይ...
እግሪ-ተከል ቆልዑ ልክዕ ከምቶም ዝዓኩ ዘልዉ ህጻናት ወይ ናይ እግሪ-ተከል ቆልዑ ጸባ ክሰትዩ ይኽእሉ’ዮም። ካብ 1 ክሳብ...
መንግስቲ ሽወደን ናይ ኲሎም ዓይነታት ህዝባዊ መጓዓዝያ መሸጣ ቲኬት ብዛዕባ ዝወሃሃደሉ ኣገባብ መጽናዕቲ ኣብ ምክያድ ከም ዝርከብ...