ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ኣገዳሲ ኣካል ናይ ሕብረተሰብ ሽወደን እዩ። ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ናይ ስድራቤታትን ህጻናትን፡ ስንኩላን፡ ኣረጋውያን፡ ሕሙማንን ኣብ...
ሓበሬታ
ሰለስተ ዩኒቨርሲታት ሽወደን ኣብ ተርታ ሚእቲ ዝበለጻ ናይ ዓለምና ከም ዝስርዓ ተገሊጹ። ሰለስተ ዩኒቨርሲታት ሽወደን ኣብ ተርታ...
መንግስቲ ንመምዘኒ ፈተናን መመያን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ምምሕያሽ ከም ዝርከብ ሚኒስተር ትምህርቲ ሽወደን ኣና ኤክስትሮም ሓቢራ። በዚ...
ሓፋራት ሓያሎ ማሕበራዊ ጸገማት’ዩ ዘጓንፎም። ንኸዕልሉን ምስ ሓደስቲ ሰባት ንኽላለዩን ይጽገሙ። በዚ ድማ፡ ብሕትዋትን ንጹላትን ኰይኖም ይተርፉ።...
ናይ ስድራ ቤት ሕይወት ውልቃዊ ኩነታትን ስራሕ ካብ እዋን ናብ እዋን ኣጸጋሚ ነገር ብምፋጣር ናይ ኣእምሮ ሕማም...
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 170 ስደተኛታት ሒዛ ን ኣስታት ዕስራ መዓልታ ክትጽበ ዝጸንሔት መርከብ ሎሚ ናብ ወደብ...
ናብ ሽወደን ዝግበር ስደት ምንቊልቋሉ ቤት ጽሕፈት ኢመግረሽን ሽወደን ገሊጹ። ኣብ መፋርቕ እዚ ዓመት ምስ ዓመተ 2018...
ኣብ ርክብ እተፈላለዩ ጸገማት ከጋጥሙኻ ይኽእሉ። ንኣብነት: # እተፈላለዩ ኣተሓሳስባታትን ትጽቢታትን ምህላው; # መጻምድትኻ ክብሪ ዘይትህበካ ኮይኑ...
ሕጻናትን ጎርዞታትን በዚ ሕጂ እዋን እናዓበዩ ዝርከብሉ ብዙሕ ዝተፈላለየ ዓይነት ሚዲያታት ዝረኽብሉ ዓለም ውሽጢ እዩም። ኣብ ትርፊ...