ደሞክራሲ ዝብል ቃል፡ ካብ ‘ደሞስ‘ ማለት ህዝቢ፡ ‘ክራተይን‘ ከኣ ምምሕዳር ዝብላ ቃላት ግሪኽ ዝቖመ‘ዩ። ስርዓተ ደሞክራሲ፡ ድሕረ...
ሓበሬታ
ተመሃሮ ናይ መንበሪ ቦታ ዝረኽቡሉ ናይ መጸበዪ ግዜ ካብ ሰሜስተር ክነውሕ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። ብዙሓት ተመሃሮ ኣብ...
እቶም ስደተኛታት ዝኾንኩም ኣብ ሽወደን ክትመሃሩ እትደልዩ ሰባት፡ ካብ በዓል-መዚ ሓገዛት ትምህርቲ (CSN)፡ ብነጻ ዝወሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ...
በዓል መዚ ማይግሬሽን ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ንፍቓድ ስራሕ ዘመልክቱ ሓድሽ መመልከቲ ፎርም ከምዘዳለወ። እዚ ኣብ ነሓሰ 15...
ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣጋጢሙ ዘሎ ባርዕ ሓዊ፡ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ ይርከብ። እንተኾነ፡ ባርዕ ሓዊ ኣማዞን፡ ምስ...
ኣብ ሽወደን ሓንቲ ማኪና ንኽትዝውር፡ ናይ ግድን 18 ዓመት ዝመላእካን ሓደ ናይ መዘወሪ ፍቓድ ዘሎካን ክትከውን ኣሎካ።...
ካብ ንቡር ወጻኢ ልዑል መጠን ሽኮር ወይ ግሉኮዝ ኣብ ደምና ምስዝህሉ ሽኮርያ ይበሃል። ኣብዚ ናይ ሽኮርያ ዓይነት...
ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ዝርከባ ከተማታት ተሓጋገዝቲ ነርሳት ብሓሙስ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይደን። ብዙሓት ተሓጋገዝቲ ነርስ ብስርሐን...
ዝወድቀሉ ዕለት ስጋን ፡ስጋ ዓሳን እቶም ቐልጢፎም ዝበላሸዉ ዓይነት መግቢ እዮም።ኣብዞም ዓይነታት ፍርያት ዝበላሸውሉ ዕለት ማለት ክሳብ...
ሓሞት ደሚቕ ቀጠልያ ኾይኑ ሕፍስ ዝበለ ፈሳሲዩ።ሓሞት ኣብ ከረጺት ዝዓቁር ኮይኑ እዚ ከረጺት ናይ ሓሞት ድማ ምስ...