ኣብ ሃገረ ሽወደን፡ በጽሒ ኴንካ ክትምሃር ልሙድ እዩ። መብዛሕትኦም ድማ፡ ዝነበሮም ሞያ ንኸማዕብሉ ወይ ድማ ካልእ ሞያ...
ሓበሬታ
ወዲ ሰብ መዓልታዊ ኣብ መግቢ ዝጥቀመሎም ሓያሎ ቀመማትኣለዉ። እዞም ቀመማት’ዚኦም ብትኽክል መግቢ ኢዮም ክንብሎም ግና ኣይከኣልን’ዩ። ምኽንያቱ፡...
ሰልፊ ማእከል ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ዘቕረቦ ሃብታማት ምምሕዳራት ከተማ ንድኽይ ዝበላ ምምሕዳራት ክሕግዛ ዝብል እማመ ብምድጋፍ...
መራሒ ሰልፊ ሞደራት ክሪስተርሰን ኣብ ዘተ ወፍሪ ኣንጻር ገበን ብዘይ ምስታፎም ን ሰልፊ ዲሞክርትስ ሽወደን ወቒሱ። ሓላፊ...
ብሓባር ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ንጥዕና ጥራይ ዘይኮነ ንሓጎስን ምሕዝነትን መሰረት ዝተክል’ዩ፡ ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ...
ኣብ ሽወደን፡ ብዙሕ ማይ ኣሎ። እቲ ብቡምባ ዝመጽእ ማይ፡ ጽርየቱ ኣተኣማማኒ’ዩ። ዝበዝሕ እዋን፡ ካብ’ቲ ብጎማ ገዚእካ እትሰትዮ...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ዝጸንሖ መርገጺ ብምቕያር ኣብ መብዛሕትኡ ቦታታት ሶርያ ግርጭት የብሉን...
ኣስታት ፍርቂ ህዝቢ ሽወደን፡ ስራሕን ደሞዝን ኣሎዎም። ሽቕለት ኣልቦነት ዳርጋ 6.5% እዩ። ኣብ’ቶም ካብ 15-24 ዝዕድመኦም መንእሰያት...
ሕማም ክሮን ኣብ መዓናጡና ( colon) ሕዱር ረኽሲ ዘኸትል ሕማም እዩ። እቲ ረኽሲ ድማ ኣብ ቀጢን መዓንጣ፣...
ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ለንደን ዜጋታት ሽወደን ኣብ ብሪጣንያ ናይ መንበሪ ጠለብ ከቕርቡ ዓዲሙ። ብምኽንያት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ...