* ካብ ኣብ ዓወት ኣብ ውድቀት ኢኻ ዝያዳ ትመሃር። * ውድቀት፡ መሳልል ዓወት’ያ። * ብዝሓለፉ ክስተታት ፈጺምካ...
ሓበሬታ
ብ ሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣክቲቪስት ጀዋር መሓመድ ዘጓነፈ ናይ ጸጥታ ጸገም ስዒቡ፡ ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ...
ኣብዝ ሃገር በብግዜኡ ዝውስኽ ውዱብ ገበናት ይረኣዩላ ምህላዎም ሰብመዚ ሽወደን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ውዱብ ገበናት ኣብ ነተጒትን...
ፖሊስ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ብምእታዊ ናብ ኢንግሊዝ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ከተማ ቤልፋስ ብ ፖሊስ...
ሎሚ ኣብ ሽወደን ምርጫ እንተዝካየድ ሰልፊ ስቫርያ ዲሞክራትና (SD) ዝያዳ ምኸሰበ ትብል ነዚ ዝምልከት ብጋዜጣ ዳገንስ ንሄተር...
ሃንድልስባንከን ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝርከቡ ጨናፍሩ 800 ሰራሕተኛታት ከሰናብት እዩ ተባሂሉ። እዚ ድማ ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ...
ፖሊስ ከትማ ስቶኮልም ሎሚ ሓሙስ ብ ሄሊኮብተር ተሰንዩ ዓበይቲ ኣጽዋራትን ተተኮስቲ ዘጠቓለለ ወታደራዊ ልምምድ ከካይድ ከምዝኾነ ንተቐማጦ...
ፖሊስ ከተማ ለንደን ኣብ ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መኪና ሬሳ 39 ሰባት ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ንሶም ብተወሳኪ እዞም...
ካብ ዝቕጽል 1 ጥሪ ጀሚሩ ግብሪ ነዳዲ ክጎደል ዘኽእል ሕጊ ብመንግስቲ ሽወደን ክውሰን ትጽቢት ይግበረሉ። እዚ ውሳነ...
ሽወደን ኣብ ዓለም ዝበለጸ “ጽብቕ ስም” ዘለዋ ሃገር ብምባል ንኻልኣይ ግዚኣ ትስየም። ትካል ኣህጒራዊ ዝና ኣብ ዝሃቦ...