ኣብ ክሊ ዕድመ ሓሙሳታት ዝርከብ ሰብኣይ ስደተኛታት ብቓልን ኣካልን ብምክልባቱ ሎሚ ኣብ መጋባኣያ ኡሚዮ ምቕራቡ ጋዜጣ ዌስተርባተን-ኲሪሪን...
ሓበሬታ
ኩነታት ሽወደን ብፍላይ ኣብ ሰሜን ሽወደን (ኖርቦተን) እቲ ብብርቱዕ ዛሕሊ ክጥቃዕ ዝግምገም ዘሎ ኣከባቢ ክኸውን ከም ዝኽእል...
ገለ ካብ ካብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ሃገረ ነርወይ ንዕዳጋ ዓለም ብተቕርቦ ፍርያት ነዳዲን ጋዝን፣ ሓንቲ ካብ በከልቲ...
1. ደቂ ክልተ ዚመሳሰሉ ማነቱ፡ ብጀነቲካዊ መገዲ ኣሕዋት እምበር ደቂ ሓወቦታት ኣይኮኑን። 2. ካብ ኩሉ ፍጡር፡ ሰብ...
ሽወደን ሎሚ ሰሙን ወፍሪ ልገሳ ኣካላት ብምጅማር፣ ሰባት ኣካላት ኣብ ምልጋስ ንክተግሁ ምጒስጓስ ምጅማራ ይግለጽ ኣሎ። እዚ...
ብምኽንያት ቴክኒካዊ ብልሽት ኣብ ሄልሲንኪን ኮፐንሃገንን ዝካየድ ዝነበረ መሸጣ ብርኪ ተወዚፉ’ሎ። “ብዘይካ ኖርዌይን ገለ ሃገራት ባልቲክን ኣብ...
ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብ ኣልስቫንስካ ዝፍለጥ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን መጋረጅኡ ኣብ ዝዓጸወሉ ብድራማቲካዊ ውጺኢት ካብ ከተማ...
ከተማ ማልሞ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ዝተጻወዱ ነታጒ ከም እተፈንጀሩን ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይቲ ጉድኣት ከውርዱ...
ኣብ ስራሕ ሓደጋ ምስ ዝፍጠር ወይ ድማ ብስራሕ ዝተታሓሓዘ ምክንያት ምስ ትሓምም ናይ ገንዘብ ኻሕሳ ካብ መድሕን...
ብሓሙስ ምሸት ኣብ ማእከላይ ማልም ገለ ምፍንጃር ምግጣሙ ይግለጽ ኣሎ። በዚ ነውጺ መሳዂቲ ናይቲ ኣብ ከባቢ ዝርከብ...