ብመሰረት ትጽቢታት ኤጀንሲ ሃገራዊ ትምህርቲ ሽወደን ኣብ ዞባ ስኮና ኣብ ኣብ ዝመጽእ 15 ዓመታት 21 ሽሕ መማህራን...
ሓበሬታ
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ንቤትጽሕፈቱ ብዳግመ ምውቓር ክውድብ ምዃኑን እዚ ድማ ምፍናው ገለ ሰራሕተኛታት ከስዕብ ከም ዝኽእልን ተገሊጹ። እዚ...
ልዕሊ ፍርቂ ኣውሮጳውያን ካብ ካብ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራውያንን ስእነት ስራሕን ንላዕሊ ምልዋጥ ክሊማ ከም ዘስግኦም ተገሊጹ። ብሓሙስ ኣብ...
ንዓለም ኣገዳሲ ኰይኑ ዘሎ ባእታ’ዩ። ዩራንዩም ሓደ ካብ ኣብ ‘ፐርየዲክ ቴብል’ እንርእዮም ብረታዊ ባህሪ ካብ ዘለዎም ባእታታት’ዩ።...
ኲባንያ ዋትስኣብ ብፌይስቡክ ዝውነን ኮይኑ ኣብ መጻኢ ብሉይ ናይ ዋትስኣብ ኣፕሊኬሽን ንምርሕራሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ። በዚ ድማ...
“ስራሕ ጓለንስተይቲ ኣይውዳእን እዩ” ዝብል ኣበሃህላ ክንሰምዕ እንከለና፡ ክብደት ናይቲ ኣብ ዝባን ደቀንስትዮ ዘሎ ድርብ ጾር ዝገልጽ...
መዘናኡ ቀዳማይ ሚኒስተር ጆንሰን ድሕሪ ኣብ ምርጫ ምዕዋቱ ሉፈን ነቲ ” ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት...
ቻምበር ኮመርስ ስቶክሆልም ኣብ መንጐ ስቶክሆልምን ብሪጣንያን ዘሎ ንግዳዊ ርክባት ዘመልክት ስታቲስቲክስ ምፍናዉ ተገሊጹ’ሎ። ዋጋ ሰደድ ስቶክሆልም...
እዚ ሒዝናዮ ዘሎና ሰሙን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣብዚ ኣብ ሽወደንን ነርወይን ብዓለም ለኸ ደረጃ ኣብ ዝተፈላለየ...
ብውሑዱ 146 ተመሃሮ ዝተፈላለያ ምምሕዳራት ከተማ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ቦኺሮም ከም እተረኽቡ ዳገንስ ንሂተር ኣብ ዘካየዶ ዳህሳስ...