ኣብ 2020 መንግስቲ ሽወደን ምምሕዳራት ከተማን ዝተፈለለያ ናይ ድሕነት ማሕበራትን ንምምዋል ናይ 5 ቢልዮን ክሮና ማል ምምዳቡ...
ሓበሬታ
ሃገራት ሸንገን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚረን ዜጋታት እዘን ሃገራት ንዘይኰኑ በጻሕቲ ዝምልከት ኣብ ስርዓተ ቪዛ ገለ ለውጢታት...
ኣብ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት 60 ሃገራት ኣብ ተርታ መሃዝነት ብሉምበራ ዝተሰርዓ ኮይነን ኣብዚ ናይዚ ዓመት ምምዳብ እታ...
ሰራሕ ተሌኮም ሽወደን ኤሪክሶን ኣብ ትሕቲ መርመራ” ሰብመዚ ውድድር ቻይና” ምህላዉን ብዙሕ መቕጻዕቲ ክብየነሉ ከም ዝኽእልን ስቨንስካ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ነቲ ብሰልፊታት የማን ዝቐርበሉ ዝነበረ ናይ ተቓውሞ ሓሳብት ብምልዓል ሽወደን ስቲፈን ሉቨን ቊጽሪ ናይ ዕቚባ...
ኣብ ከባቢ ሁስቢን (Husby) ሽሽታ (Kista) ስቶኮልም ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ናይ ደቓይቕ ፍልልይ ዘጋጠመ...
መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት ካብ ፋብሪካታት ዝወጽእ ትኪ ብምጒዳል ኣብ ጒዳይ ክሊማ ናይ 1 ትሪልዮን ክሮና ወፍሪ ክገብሩ...
ገለ ምምሕዳራት ክፍሊ ከተማ ስቶክሆልም ልመና ክኽልከል ንዘውጽኦኦ ሕጊ ይግባይ ተባሂሉሉ። ብርክት ዝበላ ክፍሊ ምምሕዳራት ስቶክሆክም ልመና...
ኣብ 2019 በዓልመዚ ኢሚግሬሽን 481 ሰባት ብዘይሕጊ ናይ ምስጋር ንጥፈታት ብጠርጠራ ተታሒዞም ምህላዎምን እዚ ድማ ምስ ናይ...
ብውሑዱ ንኽልተ ዓመት ዝጸንሕ ፍቓድ ስራሕ ንግዜያዉ መንበሪ ናብ ቀዋሚ መንበሪ ክቕይሮ ይኽእል እዩ ክብል ክፍሊ ኢሚግሬሽን...