ኣብ ዕዳጋታት መድሃኒት ቅልውላው ንኸየጋጥም ብምባል መንግስቲ ሽወደን ነቲ ካብ ፋርማሲ ዝሃልኽ መድሃኒታት ቀይዲ ክገብረሉ ሎሚ ንግሆ...
ሓበሬታ
ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ ዓለም ኪነብር ከሎ፡ ነታ ዝነብረላ ዝነበረ ንእሽቶ ቍሸት ከም ዓለም ገይሩ ይወስዳ ነበረ። ክንዮ’ቲ...
ደም ሃብ ሂወት ሃብ ብዝብል ቴማ ኣባላት ናይቲ ኣብ ከተማ ኦሮብሮ ዝርከብ ኤርትራዊ ሲቪካዊ ማሕበር ተራሑም ብዕለት...
ዓወትን ስረትን ክልተ ፊጺሞም ክዕረቑ ዘይክእሉን ኣንጻራውንን እዮም ዝመስሉና፡፡ ብዘይ እቲ ሓደ እቲ ካልእ ትርጒም ዝስእን ክሳብ...
ዶክተር ብሩስ ኣይልዋርድ ከምኒ ፖልዮ፥ ኢቦላን ካልኦት ሕማማትን ኣብ ምክልኻል ናይ ሰላሳ ዓመት ተመኲሮ ዘለዎ በዓልሞያ ኮይኑ...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ሓድሽ ናይ ምንቅስቕሳትን ምእካብን ዝምልከት መምርሕን ምኽርን ኣዉጺኡ።...
ቊጠባ ሽወደን ብ 4% ክሽምረርን መጠን ሽቕለት ኣልቦነት 9% ክድይብ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊን ኣንደርሰን...
ዝያዳ መርመራ ቡዙሕ ወጻእታትን ዝያዳ ስራሕ ከም ዘድሊ እካ እንተኮነ። ክኢላ ለበዳ ሕማም ኣንደርስ ቴግኔል ሓቢሩ’ሎ። ኣብ...
ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ተወሳኺ መርመራታት ክሮና ቫይረስ ንኸካይድ ብመንግስቲ ሓላፍነት ከወሃቦ ምዃኑ መራሒ ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ኦልፍ...