ኣብ ወርሓት ሓምለን ነሓሰን ቁጽሪ ነፍሰጾር ደቀንስትዮ ምውሳኹ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። “ኣብ ወቕቲ ጽድያ ብሰንኪ ቅልውላው ኮሮና...
ሓበሬታ
ዝሓለፈ ክረምቲ፡ ኣብ ኽወቦ ዝተባህለ ቦት ድሕሪ ዝተገብረ ዑደት፡ ዮሃን ጆንሶን፡ ኣብ ከባቢ ክሳዱ ስምብራት መንከስቲ ቱዃን...
ምምሕዳር ነይንስሃመን፡ ህንጻ ከሐድስ መደብ ምስ ሓዘ ብዘይ ዝኾነ ዓይነት ምውዕዋዕ (ሓበሬታ) ምስ ሓንቲ ናይ ህንጻ ኩባንያ...
ብሰንኪ ምንቁልቋል ዶላርን ኣብ መንጎ ኣሜሪካን ቻይናን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥርን፡ ዋጋታት ወርቂ ሰማይ ምዕራጉ ተፈሊጡ። ዋጋ ሓደ...
ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ኦዲቫላ፡ ነቲ ብቕትለት ዓርኩ ነበር፡ ፊልማ ኣንደርሰን (17 ዓመት)፡ ተኸሲሱ ዝነበረ ቲሽኮ ኣሕመድ (23)...
ቁጽሪ ናብ ሽወደን ዝመጹ ስደተኛታት፡ ብሰንኪ ቀይድታት መገሻ፡ ክጎድል ከምተራእየን ኣብ ዝቕጽል እቲ ቁጽሪ ትሑት ክኸውን ከምዝኽእልን...
ስካንድናቭያዊ ኩባንያ SAS፡ ናይ ትኬት ክፍሊት ንኸይመልስ ይዳናገይን ነቶም ትኬታቶም ብመንገዲ ወኪል መገሻ ዝኾኑ ትካላት ዝገዝኡ ሰባት...
ሚኒስተር ዕዮ፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሽወደን፡ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ከጋጥማ እዮ ክትብል ምጥቃሳ ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። መጠን...
ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን፡ ኣብ ኢድ ሽወደን ዘለዉ ኣርባዕተ ኣብ ነሓሳዊ ክፍለ ዘመን እተሰርሑ ጥንታውያን ብነሓስ ዝተስርሑ...