ኣብ ናይዛ ዓለም ነዊሕ ጻንሒት፡ እኩይነት ወይ እከይ፡ ኣገዳሲ ተራ ተጻዊቱ ኢዩ። ምስ ስልጣነን እተሓላለኸ ማሕበራዊ ንጥፈታት...
ሓበሬታ
ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎም ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ናታቶም ሓበሬታ፡ ናብ ኩለን መንግስታውያን በዓል መዚ ንኽባጻሕ ምእንቲ፡...
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ጋና: ኣብ ጥቓ ማእከል ዕደና ብዘጋጠመ ምፍንጃር: 17 ሰባት ምሟቶም ሰብመዚ እታ ሃገር ገሊጾም።...
ሩስያ ንዩክሬይን ክትወርር ትኽእል እያ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን: ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ኣንቶኒ ብሊንከን: ምስ መዘናኡ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ምስ ክብሪ ዝተሓሓዘ ጎነጽን ጭኮናን ልዑል ኣተኩሮ ብምግባር፡ ዕዮ-ሓርነት ደቂ ኣንስትዮ ንምምዕባል፡ ናይ...
ካብተን ብሰሉስ ካብ ባሕሪታት ባልቲክ (Baltic Sea) ዝተበገሳ፡ 6 መራኽብ ናይ ሩስያ፡ እተን 3፡ ኣብ ካቴጋት ዝዓሸጋ...
ከም ጸብጻብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ካሮሊንስካ እንተኾይኑ፡ መጠን ናይቶም ኣብዚ ዓመት’ዚ ብሰንኪ ሕማም ኮቪድ-19 ሕክምናዊ ኣገልግሎት ዝግበረሎም ዘለዉ...
በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፡ ብዛዕባ ሓደ ኣባል ስድራ ቤት፡ ብቫይረስ ኮሮና እንተድኣ ተለኺፉ፡ እቶም ምስኡ...
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ደሞም ንእተረኽቦም ሰባት ዝግበር ናይ ውሸባ ግዜ፡ ናብ ሓሙሽተ መዓልታት ክጐድል...