ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይ ዓመተ 2020 ኣስታት 27,300 ኣባይቲ ክህነጹ ከምዝጀመሩ መባእታዊ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ስታቲስትክስ ሽወደን...
ሓበሬታ
ኣብ ሽወደን፡ ወጻኢታት ሕክምና ስኒ፡ ኣብ ውሽጢ 12 ኣዋርሕ ልዕሊ 3000 ክሮነር ምስ ዝኸውን፡ ካብ መንግስቲ፡ ሆግኮስትናድስዂደት...
ኣብ ኣፍደገ ቤተ-ክርስትያናት ዝበርህ መብራህቲ ኣብ ልዕሊ መንካዕ ከቢድ ሓደጋ ከውርድ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ብሰንኪ እዞም መብራህቲ፡ እቶም...
ምቅላሕ ውጽኢት ናይተን ኣብ ምላእ ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ቤት ትምህርታት፡ መባእታ፡ ካልኣይ ደረጃን ናይ ምምሕዳር ቤት ትምህርትን...
ቻንስለር ጀርመን፡ ኣንጀላ መርከል፡ ንግሬታ ሱንበሪ ኣብ በርሊን ተቐቢላ ኣዘራሪባታ። እቲ ዝተኻየደ ርክብ፡ ነቲ ብፍራይደይስ ፎር ፊዩቸር...
ኣብ ወርሒ ሓምለ፡ ኣብ ሽወደን፡ መጠን ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ክሳብ 502 ሽሕ ምብጽሑን መጠን ሽቕለት...
ሎሚ ረቡዕ ንግሆ፡ ኣብ ምብራቓዊ ክፋል ስቶክሆልም፡ ኣብ ኦርሚንየ ከባቢ ናካ፡ ዝርከብ ኣግራብ ዝበዝሖ ኣከባቢ፡ ሰለስተ ካብ...
ሃገረ ፊንላንድ፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮፓ ኣፍዂሳቶ ዝጸንሐት እገዳ መገሻ ከምእንደገና ኣጽኒዓቶ ኣላ።...
ኣብ ካልኣይ ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ፡ ንጥፈታት ናይቲ ብካርድ ዝግበር መስርሕ ክፍሊት ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። ንጥፈታት መስርሕ ክፍሊት፡...
ዝሓለፈ ሰኑይ ድሕሪ ቐትሪ: ዳኒኤል ፋለር: ኤፍሬም ግርማይን አሌክሳንደር ኣልሜዳ ሱንዴል ዝተባህሉ ሰለስተ የዕሩኽ: ኣብ ልዕሊ ሕማማት...