ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣኽረርቲ የማናውያን፡ “ቁርኣን” እናኣንደዱ እንከለዉ ዘርኢ፡ ብማሕበራዊ መራኺቢታት ዘመሓላለፍዎ ቪድዮ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ ኣብ ከተማ ማልመ፡...
ሓበሬታ
በዓልመዚ ጸጥታ ሽወደን ሳፖን (SAPO) ሓይልታት ምክልኻልን ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሮም፡ ኣብ ኣዝዩ ተኣፋፍን ኣገዳስን ዕዮ ንእተዋፈራ...
ሰልፊ ሶሻል ዴሞክራትና ንኻልኣይ ግዜ ኣብ ብዝሒ ደረጃ መረጽቲ ንታሕቲ ምውራዱ ተገሊጹ። ብመሰረት ሓድሽ ዳህሳስ ተሌቪዥን ሽወደን...
”ሓሶት ኣብ ናብራና ኣገዳሲ ተራ ምሓዙ ዘርእዮ ነገር እንተሎ ኣገባብ ህይወትና ኣዝዩ ሓሚቑ ምህላዉ እዩ“ ፍሬድሪች...
ራብዓይ ክፋል ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ከም’ቲ ዝበልኩኻ’ዩ። ምስ ዳዊት ንሕጸ ምስ ተቛጸርና፡ ክዳን ክንዕቀን ምስ ሓፍቱ እናኸድና ከለና...
ኣማኑኤል ሳህለ ቋንቋ ኪብሃል ከሎ ሓፈሻዊ ናይ ሓበሬታ ምትሕልላፍ ሜላ እዩ። እዚ ድማ ብምንቅስቓስ ኢድን ካልእ ክፍሊ...
ኣብ ከተማ ሉልዮ ዝርከብ ቤት ፍርዲ፡ ሓንቲ ጓል 30 ዓመት ሰበይቲ፡ ብሰንኪ ኣብቲ ዋኒን ምምሕዳር በርቪከን ዝኾነ...
ጉዳይ፡ ብጌጋ ዝተላእከ ጽሑፍ ዘይብሉ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ነቶም ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ ኣቢሎም መንበሪ...
ፖሊስ ሽወደን፡ ንገደብ ብዝሒ ተሳተፍቲ ምትእኽኻብ ናብ 500 ክብ ንምባል ብኣሃዱ ጥዕና ዝቐረበ እማመ ከምዝቋወም ሓቢሩ ክብል...