ሰንበት ምሸት፡ ኣብ መንጎ ሽወደናውያን ክለባት እስክሊስቱናን ኡምዮን ዝተካየደ ጸወታ፡ ሓላዊ ልዳት እስክሊስቱና ዝኮነ ጆሽዋ ዊክስ፡ ግዳይ...
ሓበሬታ
ትማሊ ምሸት ትጽቢት መላእ ኣፍቀርቲ ክግብረሉ ዘምሰየ ግጥማ ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ብዓብላለነት ሊቨርፑር ተዛዚሙ። ክለብ ኣርሰናል ቅርጺ ዘይብሉ...
ኣብ ቨስትሮስ እትርከብ ዩኒቨርስቲ ሜላዳለን (Mälardalen)፡ ድሕሪ ዝተኻየደ ጽምብል ናይ ተማሃሮ፡ ለበዳ ኮሮና ብምስፍሕፍሑ፡ ምምሕዳር’ቲ ዩኒቨርስቲ፡ ካብ...
ኣብ ወሳኒ መዝነት ናይ ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን፡ ዝሰርሕ ዝነበረ በዓል ስልጣን፡ እቲ ንታሪኽ ናይ ስራሕ ተሞክርኡን ደረጃ...
ኩባንያ ፕሪም (Preem)፡ ኣብ መጻረይ ነዳዲ ሊሰሺል (Lysekil) ንኽፍርዮ መዲብዎ ዝነበረ ናይ ነዳዲ መደቡ ከቋርጾ ከም ዝወሰነ...
ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ክሳብ ናይ ሓደ ዓመት ዝኣክል ረብሓታት እንዳ ረኸቡ ክመሃሩ ክኽእሉ እዮም። ንኣብነት ናይ...
ን መሳልል ፕሪመር ሊግ መን ብ ሙሉእ ነጥቢ ብመርሒነት ንምቕላስ፣ ሎሚ ምሸት ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ካብ ዝካየድኦ...
ጸጋብርሃን ጎይትኦም ካልኣይን መወዳእታን ክፋል “ዳዊት’ከ መን’ዩ?” ኣብ ዕላልና ዘይነበረ ሰብ ምጥቓሱ ሃንደበት ኮነኒ። “ከም’ቲ ኣቐድም ኣቢለ...
ሳልሳይ ሰሙን ግጥም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ ብ ኣርባዕተ ግጥማት ኣብ ዝቐጸለሉ ድርማቲካዊ ዓወት ማንቸስተር ይናይትድ ከምእውን ማዕረ...