ሓበሬታ
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ካብቶም 18.1 ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ ዝተኸትቡ ዜጋታት፡ ኣስታት 30 ዝኾኑ ሰባት፡ ደም...
ሃገረ ፓኪስታን፡ ምስ ምምሕያሽ ዝምድናታታ፡ ናህሪ ዋጋታት ንምቊጽጻር ካብ ህንዲ ገለ ጥረ ነገራት ክትሽምት ምፍቃዳ ተገሊጹ። በዚ...
ሃገረ የመን፡ ንፈለማ ግዜ፡ ክታበት ኮቪድ-19 ብመንገዲ ግሎባል ኮቫክስ ምርካባ ተገሊጹ። ቅድሚ ሓደ ሰሙን ኣቢሉ፡ መንግስቲ የመን፡...
ሃገረ ግብጺ፡ ንምዕጋት መርከብ ኤቨርግሪን ኣብ መትረብ ስዌዝ ኣመልኪታ ወግዓዊ መርመራ ከም ዝጀመረት ቢቢሲ ሓቢሩ። ኣማኻሪ በዓልመዚ...
ኣብ ትግራይ፡ ከባቢ ማሕበረ ዴጎ ዝተባህለት ዓዲ፡ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ጃምላዊ መቕተልቲ ሲቪላውያን ከም እተኻየደ ቢቢሲ ብመርትዖታት ምርግጋጹ...
ነቶም ኣብ ራብዓይ መድረኽ መስርሕ ክታበት ክወሃቦም ተዳልዮም ዘለዉ ካብ 18 ክሳብ 59 ዓመት ዕድመ ዘለዎም 4...
ወዲ 71 ዓመት፡ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን፡ ሆርስት ሲሆቨር፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበትክ ክውጋእ ከምዘይደሊ...
ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለዉ ዜጋታት፡ ብቕልጡፍ ክኽተቡ ከምዘለዎም፡ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና፡ ጸዊዑ።ኣብዚ እዋን ዝረአ ዘሎ መስርሕ ዝርጋሐ...