እታ ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ኣብ ምምሕዳር ቬስተርኖርላንድ፡ ብመልከፍቲ ኮሮና ዝተጠቕዑ ሰባት ከም ዘለዋ ዝንገረላ ምምሕዳር ከባቢ ኡርንኹልድስቪክ፡...
ሓበሬታ
ሃገረ ጀርመን፡ ካብ ወርሒ ሰነ ጀሚራ፡ ንኹሎም በጽሕታት፡ ክትከትብ መደብ ኣውጺኣትሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ምስ ሩስያዊ ኩባንያ...
ሰራዊት ኤርትራ፡ ካብ ትግራይ ከም ዘይወጸ፡ ቤት ጽሕፈት ጒዳይት ወጻኢ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ንክወጽእ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ንመምርሒታትን ቀይድታትን ኮሮና፡ ከፍኩሶም ኣብ ዘይክእል እዋን እዩ ዘሎ። ኣብ ኣሰካፊ ዝኾነ ኩነታት ኢና ዘለና።...
ቆንስል ሰላምን ጸጥታን ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ቅልውላው ቻድን ሶማልን ንምፍታሕ፡ ሎሚ ሓሙስ፡ ክእከብ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣፍሪቃዊ ሕብረት፡ ኣብታ...
ሃገረ ኖርወይ፡ 200 ሽሕ ብልቃጥ ክታበት ኣስትራ ዘነካ፡ ንሽወደን ከተለቅሕ ምዃና ሚኒስተር ጥዕናን ኖርወይ፡ ቤንት ሀይየ (Bent...
ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 314,835 ሓደስቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከም ዝተረኽቡዋን እዚ ድማ ኣብ ዓለምና ብሓደ መዓልቲ...
ምምሕዳር ስቶክሆሎም፡ ካብ ትማሊ ሮቡዕ ጀሚሩ፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባትን ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለታትን፡ ሳልሳይ መድረኽ...