13 ዝዕድሜኡን መላእ ህይወቱ ኣብ ፓርክ ሳፋሪ ብሪጣንያ ዘሕለፈን፡ ጆሺ፡ ሓድሽ ህይወት ንኽጅምር ናብ ጫካታት ኮንጎ ብራዛቪል...
ሓበሬታ
20 ዓመት ዝዕድሜኡ ኡጋንዳዊ ሰፍሳፋይ ልዑል ክብደት: ጁልዬስ ስሴኪቶሌኮ: ኣብ ጃፓን ደሃዩ ከም ዘጥፍአ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ...
ዝበዝሓ ኣብያተ ትምህርቲ ህንዲ: ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ጾታ ፕሮግራም: ከም ዘይብለንን እዚ ጒዳይ ኣብ ወለዲ እውን ከም...
መንግስቲ ብሪጣንያ ህይወት ሓራምዝ ንምዕቃብ ኣብ ስኒ ሓርማዝ ኣንቢርዎ ዝጸንሐ እገዳ: ንዓሳ ነባሪ: ጒማረን ዋልሩስን ከም ዘጠቃልል...
ኣዛውራ መኪና ሰባት ምስ ዕድመ ዝቀያየር እኳ እንተኾነ ናይ ገለ ሰባት ምቅይያር ግና ምስ ፍልማዊ ደረጃታት ሕማም...
ተመራመርቲ: ንዓሰርተ ዓመት መመላእታ ድሕሪ ዘካየድዎ ዳህሳስ DNA: ወዲ 62 ኣርቲስት ሓዊስካ 14 ህያው ዓሌት ዳቪንቺ ምርካቦም...
ኣብቲ ቅዱስ መጽሓፍ፡ ንኮኾብ ጽባሕ ኣመልኪቱ ከምዚ ዚስዕብ ይብል፥ “ኣየ፡ ብሩኽ ኮኾብ፡ ወዲ ወጋሕታ፡ ከመይ ኢልካ...
ስያ (Sia) ዝዕላመቱ ኩባንያ ኣይስክሬም፡ ብሰንኪ ኣብ ትሽዓተ ካብ ፍርያታቱ ዝተረኽበ ኢታይሊን ኦክሳይድ ዝተባህለ ቀመም፡ ካብ ዕዳጋታት...
ቅድሚ ፕረዚደንት ምዃኑ፡ ብጒዳይ ቅትለት ኻሾግጂ፡ ንስዑዲ ዓረብ ዝዝልፍ ዝነበረን ብዛዕባ’ቲ ቅትለት ስለያዊ ጸብጻብ ክዳሎ ዝገብረን ጆ...