ኣብ ኣቡጃ ናይጀርያ ዝመደብሩን መንግስታዊ ፍቓድ ንግድ ዘለዎን ኤጀንሲ: ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክቚጸሩ ዝደልዩ ሓካይም ቃለመሕትት የካይድ...
ሓበሬታ
መንግስታዊ ኲባንያ ነዳዲ ናይጀርያ: ኣብ ናይ 44 ዓመታት ታሪኹ: ንመጀመርታ ግዜኡ መኽሰብ ከም ዝረኸበ መንግስቲ ኣፍሊጡ። እዚ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ማሊ ነበር: ሞቢዬ ማይጋ: ቅድሚ ሽወዓተ ዓመት ምስ ዝሽመታ ናይ ፕረዚደንት ነፋሪት ብዝተተሓሓዘ ክሲ ብልሽውና...
መንግስቲ ሽወድን፡ ንተሃድሶን ወፍርን ዝውዕል፡ ናይ 74 ቢልዮን ክሮነር ባጀት፡ ከቕርብ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ማግዳለና ኣንደርሾን...
ኣብ ሃገረ ዴኒማርክ፡ ኣርባዕተ ካብ ሓሙሽተ፡ ልዕሊ 12 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ ከምዝተኸትቡ ሚኒስተር ጥዕና ዴኒማርክ፡...
ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለምና ዝግበሩ ጉዕዞታት ብዝምልከት፡ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ገደብ ግዜ መምርሒታት መገሻ ከምዝተናወሐ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሽወደን፡ ሌና ሃለንግረን፡ ናይ ጡብ መንሽሮ ከምዘለዋን ሕክምና ክትጅምር ምዃናን...
ብሓድሽ ጅር ኮሮና፡ ደልታ E484Q፡ ዝተለኽፉ ዓሰርተ ሰባት፡ ብበዓል መዚ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ከምዝተለለዩን በዚ ድማ፡...
ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮሮና ብምውሳኹ፡ ብምሉአን ምምሕደራት ሽወደን፡ ኣብ ቀይሕ ዝርዝር ከም ዝኣተዋ፡ ኤውሮጳዊ በዓል መዚ ተመሓላለፍቲ ሕማማት...
ሩስያ: ዛጊት 500 ዝኾኑ ዜጋታት ቤላሩስ: ኪርጊስታን: ታጂኪስታን: ኡዝበኪስታን: ዩክሬንን ሩስያን ካብታ ብጣሊባን ተታሒዛ ዘላ ኣፍጋኒስታን ኣውጺኣ...