ንባሕሪ ብዘይበቕዓ ጀላቡ ተጠቂሞም ናብ ደሴታት ካናሪ ክኣትዉ ዝፈተኑ 100 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉን፡ ብኣገልግሎት...
ሓበሬታ
ፕረዚደንት ኣመሪካ፡ ጆ ባይደን፡ ኣብ ቴክሳስ ንዝወጸ ካብ ሽዱሽተ ሳምንቲ ንላዕሊ ዝገበረ ድቂ ከይንጸል ዝድንግግ ሓድሽ ሕጊ...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኢድረ (Ydre )፡ ኣብ ሪድስነስ (rydsnäs) ዝነብሩ ተቐማጦ፡ ብሰንኪ ኣብ ዝግልገልሉ ማይ ዝተራየ፡ ኮሊፎርም...
ሽወደናዊ ምክትታል ተመሓላለፍቲ ሕማማት፡ ኣብ ቀጻሊ ብኸመይ ኣገባብ ምዕቡል ዝኾነ መሳርሒታት ዓጢቑ ክሰርሕ ዝኽእለሉ መንገዲ ንምንዳይ፡ መንግስቲ...
ኣብ ወሃብቲ ኣገልግሎት ጥዕና ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት፡ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝተኸትቡ መረጋገጺ ክሕተቱ ዝኽእልሉ መንገዲ ንምፍጣር፡ ምምሕዳር ዳላርና፡...
መራሒ ግብረሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም፡ ኣቡበከር ሼካው፡ ኣብ ምጅማር እዚ ዓመት ድሕሪ ምሟቱ፡ 1000 ዝኾኑ ኣባላት እቲ...
ኣብ ሉዊዝያና (ደቡባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ) ብዝተኸስተ ኢዳ ዝተሰምየ ህቦብላ፡ ዓቢ ዕንወት ከም ዝወረደ ተገሊጹ። ዝዓበየ...
ብመሰረት ውሳነ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቱን፡ ፖሊስን ወተሃደራትን ሩስያ ክሳብ 1700 ክሮነር ዝግመት ህያብ ገንዘብ ክወሃቦም እዩ ተባሂሉ...
ኣሜሪካ ቅድሚ ኣብ ሓሙስ ዝተኻየደ ነፍሰ ቅትለታዊ መጥቃዕቲ፡ ንመእተዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣቤ ጌት ክትዓጽዎ ድሌት ከም ዝነበራ...