ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ Khaled Abdu October 23, 2024 Credit: Mikael Fritzon/TT ኣብዚ ዓመት፡ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲታት ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ብብዝዛይድ ናይ ኢድ ቦምባታት ኣብ ጠቕሚምውዓሎም ተገሊጹ። እዚ ድማ ብመሰረት SVT News ካብ ሃገራዊ ማእከል መረዳእታ ቦምባ ዝረኸቦ ኣሃዛት እዩ። ጉምሩክሽወደን እውን ብዝሒ ናብታ ሃገር ዝኣቱ ቦምባታት ከምዝወሰኸ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎNext: ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ Related Stories ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024 ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ ሃገራዊ ዜና ዜና ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ October 23, 2024