ኣብ ስራሕ ዝተሞርኮሰ ስደት ናብ ፊንላንድ ቁሩብ እኳ እንተነከየ፥ ካልእ ዓይነት ስደት ግና ክብረወሰን ብዝሕዘ ናህሪ ይቕጽል...
Blog
ቅዳሕ ቁርኣን እናቃጸለ ዘርኢ ቪድዮ ዝዘርግሐ ወዲ 27 ዓመት መንእሰይ፡ ኣብ ልዕሊ ሓደ ጉጅለ ህዝቢ ጽልኢ ኣለዓዒልካ...
ትማሊ ምሸት ኣብ ኡፕሳላ ኣብ ዝርከብ ኣባይቲ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ፍተሻ ኣማኢት ኪሎ ነታጒ ከም ዝተታሕዘ ጋዜጣ...
ዕዳጋ ስራሕ ሽወደን እናተዳኸመ ይኸይድ ከምዘሎ ዘርእዩ ምልክታት ይበራኸቱ ምህላኦም ናይ ቀረባ እዋን ኣሃዛት ኣመልኪቶም። ኣብ ወርሒ...
ድሕሪ’ቲ ኣብ መወዳእታ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ወተሃደራዊ ክንፊ ሓማስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዘካየዶ ሓያል መጥቃዕትን ጭውያን ብዙሓት...
ንወተሃደራዊ ክንፊ ሓማስ–“ብርጌዳት ኣልቃሳም” ዝድግፉ ጭርሖታት ኣብ ከተማታት ደቡባዊ ሽወደን ሄልሲንበሪን ማልምን ተኻዪዶም። እቶም ሰልፊኛታት ባንዴራ ፍልስጤም...
መራሒት ጸጋማይ ሰልፊ ኑሺ ዳድጎስታር ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን፡ ፖድካስትን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ካብ ዝኾነ ካልእ መራሒ...
ፊንላንድ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ውድብ ውዕል ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ክትጽንበር ምውሳና ኣብ ፖሊሲ ወጻኢን ጸጥታን እታ...
መራሒ ሽወደናዊ ጕጅለ ገበን ራዋ ማጂድ ኣብ ኢራን ከም ዝተኣሰረ፥ ሓያሎ ነጻ ምንጭታት ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ተለቪዥን...
ብዘይካ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ኲለን ካልኦት ተቓወምቲ ውድባት ሽወደን፥ ነቲ መንግስቲ ዘውጽኦ ፍቓድ ስራሕ ንምሕዳስ ዘዲ ዘድሊ ዝተሓተ...