ፖሊስን ቤት ጽሕፈት ዓቃቢ ሕጊ ሽወደን፡ ብኸቢድ ገበን ዝጥርጠሩን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡን ሽወደናውያን ናብ ሃገሮም ንምምላስ...
Blog
ወለዲ ንደቆም ጸረ Covid-19 ሕጂ ከኽትቡ ከም ዝኽእሉ ሚኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያትን ህዝባዊ ጥዕናን ጃኮብ ፎርስሜድ ንሬድዮ ሽወደን...
ኩለን ዞባታት ሽወደን ወፍሪ ክታበት ቀውዒ Covid-19 ጀሚረን። እቲ ክታበት ካብ ሓደስቲ ጅራት እቲ ቫይረስ ዝሓሸ መከላኸሊ...
ሩስያ ኣብ ፈረንሳ ብዛዕባ ትዃን ዓራት ህዝባዊ ሻቖላ ኣብ ምልዕዓል ተሳቲፋ ክትከውን ከምእትኽእል ኣገልግሎት ስለያ ፈረንሳ ገሊጹ።...
ውዱባት ጉጅለታት ገበን ንመንግስታዊ ጽላት ብኸመይ እዮም ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ዝምስምዝዎ ዘለዉ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ወግዓዊ መጽናዕቲ ከም...
ፍርዶም ንምፍጻም ኣብ ዝቐርቡሉ ዘለዉ እዋን፡ ዝያዳ እሱራት ኣብ “ገዛውቲ ፈረቓ” ሃፍወይ ሃውዝስ ክነብሩ ዕድመ ይግበረሎም ኣሎ።...
ንገለ ኣዋርሕ ደው ኢሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ዋጋ መግቢ ኣብ ሽወደን መሊሱ ይውስኽ ኣሎ። ዋጋታት...
ኣመሓደርቲ ሰልፍታት እንተላይ ሰልፊ ዲሞክራትና፥ ፍቓድ መንበሪ ንምስራዝ ዝያዳ ተኽእሎታት ክህሉ ጸዊዐን። እዘን ውድባት ነዚ ጠለብ ዘቕርባ...
ኣቦ ኣንጀሊና ጆሊ ጆን ቮይት፡ ጓሉ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ዝሃበቶ ርእይቶ “ሓሶት” ምዃኑ ብምንቃፍ ከሲሱዋ። እታ...
ኩባንያ ባቡር ፊንላንድ ቪኣር ምስ ዝሓለፈ ዓመት ብምንጽጸር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ርሑቕ ጉዕዞታት ናይ 8% ሓያል...