ዝሓለፉ ቀዳም ባርሳ ኣንጻር ሰቭያ ኣብዝነብረ ግጥም ንኾኸብ ተጻዋታያ ልዮንሊ መሲ ናይ ኢድ ማህሰይቲ ንዝመጽእ 3 ሰሙናት...
Blog
ኣብ ውድድር ናይ ሓጺር ርሕቀት ኣትለትክስ ብዙሕ ቅያ ዝሰርሔ ጀማይካዊ ኡዝያን ቦልት ናብ ውድድር ኩዑስ እግሪ ተቐልቒሉ።...
ብመሰረት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን፡ ሓደ ኣብ ቨስትራ ዮተላንድ ዚቕመጥ ወዲ 45 ዓመት ሽወደናዊ ኣብ ዲያርካቢር እትበሃል...
ኣብ ስካራ እተባህለ ቦታ፡ ክልተ ጥዑያት ደማሙ ኣብ ፈስታል ተዓሺገን ተደርብየን ተረኺበን። እዚ ድማ ኣብቲ ሕብረተሰብ ሓያል...
ኣብ ኤስኪልቱና መባእታዊ ቤትትህርቲ 400 ተማሃሮ ትምህርቲ ኣብኵሮም። ስለዚ እቲ ኮሙን ነቲ ጸገም ብዕቱብ መገዲ ይርእዮ ኣሎ።...
ብመሰረት ማዕከን ዜና ሚግረሽን፡ ኣብዚ እዋንዚ መብዛሕትኦም ሲርያውያን ምስ ስድራቤቶም ንኪራኸቡ ኪፍቀደሎም እዩ። ሓደ ቅድሚ ሕዳር 25-2015...
ስቨርየ ደሞክራተራዊ ስተፋን ቦርይ ኣብቲ ናይ ሆርቢ ቤትምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣቦመንበርነት ከም ሕጹይ ኮይኑ ኣይኪቐርብን እዩ፡ ምኽንያቱ...
ኤርትራዉያን ነበርቲ ዝተፈላለየ ከተማታት ሽወደን ብዕለት 20 ጥቅምቲ 2018 ኣብ ከተማ ያቭለ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ...
ሽወደናዊ ቀዪሕ መስቀል ብ 24 ግንቦት 1865 እዩ ተመስሪቱ፡፡ ናይ ሽወደን ኣዚዩ ዝዓበየ ወለንታዊ ውድብ ድማ እዩ።...
ቤት ጽሕፈት ሚግረሽን ብዘተኣታትዎ ናይ ኣሰራርሓ ኣገባብ መሰረት ጉዳይኩም ኣቅሪብኩም መልሲ ከይተዋሃበኩም ካብ ሽድሽተ ወርሒ እንተ ሓሊፉ...