ኣብ ቻይና፡ ዙንዪ ኣብ ዝተባህለት ከተማ ናይ ክፍለ ሃገር ጉይዡ ንብዙሓት ዘስደመመ ፍጻመ ኣጋጢሙ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን...
Blog
ኣብ ጃፓን፡ ሓንቲ ደሴት ብምስዋራ መንግስቲ’ታ ሃገር ናይ ምድላያን ምድሓናን ተልእኾ ኣዊጁ ምህላዉ ተገሊጹ። እዛ Esanbehanakitakojima ዝተባህለት...
ብኽልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝተኣመመ መንግስቲ እንተስ ክጸድቕ እንተስ ክንጸግ ናብ መስርሕ ምድማጽ ክኣቱ’ዩ ዋላ እኳ ገለ...
እቲ ንሽወደናዊ ኣካዳሚ ኣብ ክልተ ዝገምዐን ብሰንኩ ድማ እቲ በዚ ትካል በብዓመቱ ዝወሃብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ሽልማት ኖበል...
መንእሰያት ሓደስቲ ሽወደናውያን፡ ከም ተሓጋገዝቲ ቴክኖሎጂ መራኸቢታት ናይ ሽማግለታት ኰይኖም ኣብ አስተርሹን ክሰርሑ’ዮም። እቲ ሓሳብ፡ ናይ’ቶም ሽማግለታት...
ቍጽሪ ናይ ንኣቦታት ዝወጸ ክፍሉ-መዓልታት-ዕረፍቲ-ወላዲ (föräldrapenningdagar) እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ዶሮቴያ፡ ብ37 ምኢታዊት፡ ካብ ሃገር ምሉእ ዝላዓለ ቍጽሪ...
ኾሚሽን ምርጫ ስዊድን ምድጋም ምርጫ ኣብ ስዊድን ከምቲ ልሙድ ምርጫ ዝውድኦ ዋጋ ማለት 400 ሚልዮን ክሮኖር ከምዝውድእ...
ድሕሪ ናይ ሰሙናት ተንፋስ ዘይህብ ፈተነታት፡ ምቛም መንግስቲ ብጸቢብ ኩነታት ይቕጽል ኣሎ። ኡልፍ ክሪስተርሶን (መራሒ ሞደራተርና) ኣብ...
ቻይና ትስንዓ ዘላ ሰብ-ሰርሖ ወርሒ፡ ኣብ 2020 ኣብ ሰማያት ከተማ ቸንዱ (ክፍለ ሃገር ሲቹዋን) ክትሰቕላ ምዃና ንሰብ...