Blog
ንቡዙሕ ዓመታታት ዝተጓዓዘት ግን መልሲ ዘይረኸበት ሕቶ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ፔለ፣ ማራዶና ወይስ ናይዚ ዘመን ነጋውስ ሮናልዶ ወይስ...
ናይ ቤልጁምን እንግሊዝን ዜግነት ዘለዎም ሰባት ናብ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ስቶክሆልም ብወገን እኩባት ደሴታት ሙስኮ ብዘይ ሕጋዊ...
ኣልኮምፒስ -ስዊድን: ክልተ ዓበይቲ ሙዃኖም ዝንገረሎም ተቃውምቲ ሰልፍታት የመን ንዝርርብ ኣብ ከተማ እስቶኮልም ኣትዮም ከምዘሎዉ ማዕከናት ዜና...
ኣብ መሸጣ ዕጸፋርስ ስርሐዩ ኢሉ ተተሓሕዝዎ ዝርከብ፡ ናይ ገበነኛታት ዕሉል ጉጂለ ፡ ንብዙሓት ኣብ ትሕቲ ዕድመ ዝርከቡ...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ዘተ ሰላም የመን ሓሙስ ክጅምር ምዃኑ ኣረጋጊጹ። እቲ ዘተ ካብ ስቶክሆልም ውጽእ ኢልካ...
እዚ ዝኾነ ባርቤክዩ (ግሪል) ስልዝተኸልከለ ኮይኑ፥ እቲ ዝዓብየ ምኽንያት ግና ሸመታ ስጋ ሽወደናውያን ብቐጻሊ እናጎደለ ምምጽኡ ምዃኑ...
ክኢላታት ተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ብዙሓት ክፋላት እታ ሃገር ዝርአ ዘሎ ናይ ግጉው በረድ ተርእዮን ሓደጋታቱን መጠንቀቕታ ኣመሓላሊፎም።...
ኣብ መጽናዕትን ስፖርትን ብምጽማዶም ንማሕብራዊ ሜዳ ግዜ ዝስእኑ ኮተቴ ተመሃሮ ዝወስድዎ መጠን ኣልኮል ዝጎደለ ምዃኑ ተሓቢሩ። እዚ...
እዞም ሰባት ብናይ ካራ መጥቃዕትን ዝርፍያን ናይ ቅትለት ምፍርራህን ሓዊ ምቅጻልን ድሮጋን ምትላልን እዮም ዚህደኑ ዘለዉ። ንሳቶም...