October 19, 2024

Blog

ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኢራናውያን ደቀንስትዮ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም ጤህራን ክጻወታ እየን። ብመሰረት ኣቦመንበር ፈደሬሽን ኩዕሶ...
እቶም ኣቐዲሞም ኣብ ሽወድን ልሙዳት ዝነበሩ ማዕርጋት ተልመዴን ጃርኒማን ከምኡ’ውን ማስተርስ ዲግሪ ዳግማይ ይምለሱ ኣለዉ። ኣብዚ ዓመትዚ...
ወዲ ትሽዓተ ዓመትጀርመናዊ ወለዱ ክህብዎ ብጽሑፍ ዝሓበሮም ህያብ ልደት ብዘይምርካቡ ንፖሊስ ምጥርዑ ተገሊጹ። ፖሊስ ናብቲ ዝተሓበሮም ኣድራሻ...
ብዙሓት ወነንቲ ስማርትፎን ኣብዚ መሳለጥያ ተጸሚዶም ዘሕልፍዎ ግዜ ብዙሕ ከም ዘሻቕሎም ተገሊጹ። ጉግል ከም ዝሓበሮ 70 ሚእታዊት...
ሓድሽ ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ነፍሰ ቕትለት ብዕጽፊ ይውስኽ። ኣብ ሓድሽ ዓመት ካብ...
Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com