October 19, 2024

Blog

ኣብ ሽወደን ክነብሩ ዘይተፈቕደሎም ሓተትቲ ዕቚባ እቲ ምብራር መታን ክትግበር ምትሕብባር ከርእዩ ይግባእ ተባሂሉ። ቤተሰብ ፋሕ እንተበለትን...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ዛሕሊ ዝተኣሳሰረ ምድልሃጽ ተሽከርከርቲ ክህሉ ከም ዝኽእል’ውን ተገሚቱ’ሎ። ትካል ሜትሮሎጂ ዴንማርክ ዲኤም ኣይ...
ኣልፍሬድ ኖርዝ ዋይትሄድ ዝተባህለ ሊቕ “ፍልስፍና ትጅምር ብምግራም እያ” ይብል፡፡ ከም ኣባህላኡ እንተኾይኑ እዚ ምግራም ብዓይኒ ፍልስፍና...
ኣብ Ronneby ንብሕቱ ዝቕመጥ ሰብኣይ ዘይልሙድ ድምጺ ምሕርናኽ ሰሚዑ ይበራበር። ትሕቲ ዓራቱ ግንጽል ምስ ኣበለ ሓደ ዘይፈልጦ...
ሰለስተ ሚእታዊት እኹላት ዕድመ ህዝቢ ሽወደን ዓመታዊ ደም ከም ዝልግሱ ይፍለጥ። ብኣንጻሩ ክሳብ ዝሓለፈ ረቡዕ ግና ትሑት...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣብ ዝቕጽላ ኣዋርሕ ነቲ ብልፍንቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ሓምላይ (ሚልዮ) ሰልፊታትን ዝቘመ መንግስቲ ብነቐፌታ ኮፍ ምባል...
Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com