ንጉሳዊ ቤተሰብ ብሪጣንያ ኣብ ዕላዊ መርብበ ሓበሬታ ጽያፍ ነገራት ዝጽሕፉ ሰባት ከም ዝእግዶም ብምግላጽ ሓፈሻዊ መርሓ ማሕበራዊ...
Blog
ኣብ ሰሜናዊ ሩስያ ብምኽንያት ዝስዕብዎ ሃይማኖት ብፖሊስ ስቓይ ከም ዝወረዶም ኣመንቲ ጆሆቫ ዊትነስ ገሊጾም። ማሕበር ናይዞም ኣመንቲ...
ህቡብ እንግሊዛዊ ደራፋይ ሙዚቀኛን ሳዕሳዓይን ጒጅለ ሙዚቃ ፕሮዲጂ ፍሊንት ኪዝ ኣብ መበል 49 ዓመቱ ዓሪፉ። ንሱ ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዒራቕ ተቐማጦ ሽወደን ስለያ ክገብር ዝጸንሐ ሽወደናዊ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ክትብል Dagens Nyhter...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ብዓርቢ ነቲ ንስዑዲ ዓረብን ኣርባዕተ ግዝኣታት ኣመሪካን ኣብ ጸሊም መዝገብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ክምዝገባ ዝብል...
ባንክ ዓለም ኣብ ዝገበሮ መጠነ ሰፊሕ መጽናዕቲን ጸብጻብን እዩ እዚ ዝተገልጸ። ብመሰረት እዚ መጽናዕቲ ኣብ መላእ ዓለም...
ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ...
ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ (ኣሜሪካ) ሓደ ብስም ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዝጽዋዕ ከልቢ ብጥይት ተቐቲሉ ድሕሪ ምሟቱ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ...