ኣብ ጉዕዞ ህይወትና ምስ ኣዕሩኽትና ኮነ ምስ ኣባላት ስድራቤትና ከም መረዳድኢ እንጥቀመሉ ቋንቋ ብኣፍና እነውጽኦ ቃል ጥራይ...
Blog
ትካል መድሃኒት ሽወደን መከላኸሊ ጸሓይ ተባሂሉ ዝፈሪ ቅብኣታትን ክሬማትን ምስ ሕጊታት መድሃኒት ሽወደን ኣይከይድን ኣሎ ክብል ወቒሱ።...
ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት...
ኦሞሬድዮ ሕበጥ ኣብ ልፋጫዊ መንደቕ ናይ ውሽጣዊ ክፋል መዓንጣ ኾይኑ ፡ልክዕ ኣብ ቅድሚ መውጽኢ ቀልቀል ወይ ማሃንቱስ...
ብ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ኮፐን ሃገን ርእሰ ከተማ ደንማርክ ክልተ ዘግነት ሽወደን ዘለዎም ሰባት ተቀቲሎም ክብል...
ኣብ ሆስፒታል ኣፕሳላ ዝሰርሕ ዝነበረ ዶክተር ኣብ ስርሑ ብዝገበሮ ጉድለት ተቐጺዑ። እዚ ዶክተር ን 50 ሕሙማት ናይ...
ምጽጋን መስመር ማይ ኣፕሳላ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ሰፊሕ ምጽጋን መስመር ማይ እታ ከተማ ምጅማሮም...
ስራሕ ምርካብ፡ ብዙሕ ግዜ ክወስድ ይኽእል። ስራሕ ከተመልክቱ እንከለኹም፡ ወሃቢ-ስራሕ ዝጠልቦም ወረቓቕቲ ምስቲ ምልክታኹም ኣሰኒኹም ክትሰድዎ ኣለኩም።...
ኣብ ሽወደን ንኣድልዎ(ኣፈላላይ) ምክልኻል፡ ሰብኣዊ ግዴታ ወይ ሓላፍነት እዩ። ኣድልዎ ወይ ኣፈላላይ፡ ማለት ገለ ሰባት ወይ ጒጅለታት፡...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምድጋፍ ግዳያት ኣካላዊ ስቅያት ዓመታዊ ወትሩ 26 ሰነ ዝኽበር ኮይኑ፡ ኣንጻር ገበን...