ጌጋ መናብርትና እዩ። የግዳስ ተደጋጋሚ ሓደ ዓይነት ጌጋ ምድግጋም፡ ጸገም ከም ዘለና እዩ ዘርኢ። ጌጋ ምፍጻም ምስ...
Blog
ህንዲ ንወርሒ ክትውንጭፋ ዘዳለወታ ካልኣይቲ መንኰርኮራ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገማት ከም ዘቋረጸቶ ተገሊጹ። ትካል መደበር ጠፈር ህንዲ ኣብ...
ሃገራውያን ጋንታታት ኣልጀርያ ን ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያን ኣብ መጨረሻ ደቂቅ ብዘመዝገበትታ ሸቶት 2 ብ 1 ብምስዓር ናብ...
ነዚ ገበነኛ ናብ ዓዱ ምስትላም ምስ ውዕል ኣውሮጳን ሕጊ ምስትላምን ዝጋጮ ብምዃኑ ኣሕሊፈ ኣይህብን እየ ክብል ላዕለዋይ...
ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ብሙኻና ተዓዋቲ ዋንጫ ዓለም ዝኾነ ኣንቶንዮ ግረዝማን ብ107 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ኣትለቲኮ ማድሪድ...
ኣብ ኢጣልያ ደሴት ቺቺልያ ተደኲኑ ዝነበረ ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ብወግዒ ከምእተዓጽወ ምንጭታት’ቲ ከባቢ ሓቢሮም። እቲ ኣብ ኤውሮጳ...
ጥዕና ከባቢ ንምሕላው ሰባት ኣብ ክንዲ መኪና ወይ ነፋሪት ዝጥቀሙ ብባቡር ክጓዓዙ ንምትብባዕ መንግስቲ ሽወደን ናብ ኣውሮጳ...
ብስለት ማለት፡ ንንኣሽቱ ዊንታታትን ቃሕታታትን ክንጻወር ምኽኣል፡ ቀጥታዊ ዓወትን ናእዳን ክመጽኣና ዘይምጽባይን ጽባሕ ክንርእዮ ንእንደሊ ሎሚ ኣበርቲዕና...
ሽወደናዊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ካብ ዝእሰር 18 ዓመታት መሊኡ’ሎ። ዓሚ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ናይ ሰላም ውዕል...
ሽወደን ንፕላስቲክ ምስክር ወረቐት ምዝዋር መኪና ናብ ኤለክትሮኒክ ንምቕያር ትሓስብ። ሽወደን ንፕላስቲክ ምስክር ወረቐት ምዝዋር መኪና ብመንገዲ...