ጒዳይ ምስ ክልተ ርእሱ እተኣስረ ራፐር ንምሕታት ኣመሪካ ምክትል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ካርል ሪስ ናብ ሽወደን ምልኣኻ...
Blog
ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ኣገደስቲ ለውጢታት እዚ ሓድሽ ሕጊ ንምጥርናፍ ስድራቤት ዝምልከት ብይን ይርከቦ” ክብል ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን...
ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገጸን ንምጽዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት [ቅብኣታት] ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ...
ኣብ ደቡብ ኬንያ ዝነብሩ ኣህዛብ ወዲ ዝተገላገለት ነፍሰ-ጾር ንኣርባዕተ መዓልቲ፡ ጓል ዝተገላገለት ድማ ሰለስተ መዓልቲ ንበይና ኣብ...
ብመሰረት ፖሊስ እቶም ገበነኛታት ንዝተፈላለየ ዓመታት ዝተፈርዱ ኮይኖም 10 ካልኦት ብጠርጠራ ተታሒዞም ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ዘይሕጋዊ ዕጸፋርስ...
ጽቡቕ ርክብ ሓደ ሓፈሻዊ ትርጉም ወይ መግለጺ የብሉን። ንስኻን መጻምድቲኻን ንኽልቴኹም ጽቡቕዝኾነ ርክብ እንታይ ከምዝኾነ ባዕልኹም ክትውስኑ...
ኣብ ትነብሮ ቦታ ንስኻ ምስ ጎረባብብትኻ ብሓባር ኢኹም ምሕዝነትን ምስናይን እትፈጥሩ። ኣብ ብዙሓት ስድራቤታት ዝቅመጥዎ ገዛ (flerfamiljshus)...
ኩባንያ መጎዓዓዝያ ኤስ ጄይ (SJ) ተሽከርከርቲ ንምሕዳስን ሓደስቲ ባቡራት ንምግዛእን 12 ቢልዮን ክሮነር ይስልዕ። ኤስጄ ቊጽሪ ተሳፈርቲ...
ሰብመዚ ጥዕና ሽወደን ትሮፒካዊ ቫይረስ ኣዕዋፍ ንጥዕና ሰብን ኣብ ሰሜናዊ ኣውሮጳ ኣፍራስን ይሃሲ ከይህሉ ዝብል ስግኣት ከም...
ንግዲ ደቂ ሰባት፡ ምስግጋር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ። እዚ ሓደ ወይ ብዙሓት ሰባት ገንዘብ ንኸእትዉ ክምዝምዙኺ ከሎዉ...