“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት...
Blog
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብደርዘናት ዝቚጸሩ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምጥሓሎምን ብዙሓት...
ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ጒዳዩ ብቤትፍርዲ መዓልቦ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ቤትማሕቡስ ክጸንሕ ብቤት ፍርዲ ሽወደን...
ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ካሪን ኦሎፋዶተር ነቲ ኣብ ነንጐ ኣመሪካን ሽወደንን እተኸስተ ቅልውላው ንምክትታል ዕረፍታ ወዲኣ ናብ...
ኣብ ሰለስተ ሃገራት ማለት፡ ኣብ ናይጀርያ ህንድን ሲንጋፖርን ኣብ መንጎ ድኻን ሃብታምን ዘሎ ፍልልያት ኣዝዩ እናገፍሐ ይኸይድ...
ጸወታ ምጽዋት ክንብል ከለና ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝሓቑፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ምዝንጋዕ ንምፍጣር እዩ። ጸወታ ምስ ህጻናት ምጽዋት...
ኲባንያ ሳንቪክ 2 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከሰናብት እዩ ይበሃል ኣሎ። እዞም ዝሰናበቱ ሰራሕተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ...
ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከምዘዛይዶን ዝሓሸ ናይ ስራሕ ዕድላት ከምዘሎዎን ተሓቢሩ። ጸብጻባት ሬድዮ...
ኣፍራይ መኪና ቮልቮ ፍርቂ ሚልዮን ንዝኾና መካይን መሊሱ ጽገና ከካይደለን እዩ ይበሃል ኣሎ። ኣፈኛ እቲ ኲባንያ ብሰንበት...
ሃገር ዘይብሎም ሓተትቲ ዕቚባ ቀዋሚ ፍቓድ መንበሪ ክረኽቡ ከም ዝኽእሉ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ገሊጹ። መርበብ ሓበሬታ ክፍሊ ኢሚግሬሽን...