ሰብመዚ ኢሚግሬሽን ስዊትዘርላንድ መንነት ሓተትቲ ዕቚባ ንምፍላጥ ሞባይል እዞም ስደተኛታት ዝምርምር ፈላሚ ፕሮጀክት ምጅማሮም ሚድያ ስዊዝ ሓቢሩ።...
Blog
ፊንላንዳዊ ጒጅለ ስቶክማን ነቲ ኣብ ዮተበሪ ዝመደብሩ መኽዘን መሸጣ ኣልባሳት ሊንደክስ ክሸጦ መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ’ሎ። እዚ...
መንግስቲ ሽወደን ንግድ ኣፋውስ ንምቊጽጻር ዕቱብ ሕጊ ከተኣታቱ ምዃኑ ብረቡዕ ኣፍሊጡ። እዚ ዝተባህለ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሚካኤል...
ቃላት ብርቱዕ ሓይሊ ኣለዎም። ለባማትን መስተውዓልትን እንክምስሉ “ረቂቕ ኣጽዋር” እዮም ዝብልዎም። ምኽንያቱ፡ ቃላትና እንተ ደሊና ሰባት ንቐትለሉ...
ወዲ ተባዕታይ ካብ ዝውለድ ዓመታት ናይ ዘቑጸረት ኣብ ደቡብ ፖላንድ እትርከብ ንኡሽቶ ከተማ ዝኾነ ከንቲባ፡ ወዲ ተባዕታይ...
እግሪ-ተከል ቆልዑ ልክዕ ከምቶም ዝዓኩ ዘልዉ ህጻናት ወይ ናይ እግሪ-ተከል ቆልዑ ጸባ ክሰትዩ ይኽእሉ’ዮም። ካብ 1 ክሳብ...
ካብ ብዙሓት ተጣበቕቲ ዝወርድ ዘሎ ንቐፌታታት ከይተገደሰ ምምሕዳር ከተማ ስቶኮሆልም ንስእለ ጽዩፍ ( ፖርኖግራፊ)ን ጎነጽን ዘሳስዩ መርበብ...
መንግስቲ ሽወደን ናይ ኲሎም ዓይነታት ህዝባዊ መጓዓዝያ መሸጣ ቲኬት ብዛዕባ ዝወሃሃደሉ ኣገባብ መጽናዕቲ ኣብ ምክያድ ከም ዝርከብ...
ብሰንኪ ጽገናን ምትዕርራያት ሻምብቖ ማያት ፈሳሲ ብዙሓት ጠንቂ ጥዕና ዝኾኑ ባእታታት ንምክልኻል በዓለ መዚ ጥዕና ምምሕዳራት ቦክስሆልመንን...
ካብ 4 ክሳብ 10 ኣብ ዝዕድሚኦም ህጻናት ዝረአ መጠን ምኽራሽ ኣብ ብዙሓት ምምሕዳራት ከተማ ስቶክሆልም ብናህሪ እናዛየደ...