ጻዕሪ እኳ እንተሃለወ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝህሉ ጒድለት መማህራን ዓብዪ ሽግር ምዃኑ ቤኮት ሬድዮ ዝገበሮ ዳህሳስ ይሕብር።...
Blog
ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ቴክስተል ኣብ ዱካናት ንመሸጣ ዝቐርብ ክዳውንቲን ብቕዓቱን ዝምርምር ኣገባብ ከተኣታትዉ ምዃኖም ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣገባብ...
ካብ ዓመተ 2002 ንደሓር ቊጽሪ ናይቶም ብሕማም ልቢ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ምንካዩ፡ ማለት ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት...
ዕዳጋ ብርኪ ሽወደን ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ብናህሪ ምንቊልቋሉን እዚ ድማ ቀጺሉ ክስዕብ ንዝኽእል ምውዳቕ ዘመልክት እዩ ክብሉ...
ገለ ሰባት ተነቀፍቲ እዮም። ገለ ብዝናብ፡ መግቢ፡ ደሮና፡ ሓሳኹ፡ ከሚካላትን ካልእ ገለ ካብዚ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ዘይሰማምዖ...
ትማሊ ምሸት ንመኽፈቲ ግጥም ላ ሊጋ ንምጅማርን ክብራ ንምዕቓብን ናይ ዓሚ ተዓዋቲት ክለብ ባርሶሎና ናብ ሜዳ ሜሞስ...
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ወሰን ልቓሕ ትሕጃ ባንካታት ሽወደን ምንቊልቋሉን ዛጊት ግና ቅቡላት ተባሂሎም ከም ዝሕሰቡን...
ልፍንቲ ተቓወምቲ ሱዳን፡ ንሓደ ፍሉጥ ቁጠባዊ ኪኢላ ዝኾነ ሱዳናዊ ዶ/ር ዓብደላ ሓምዶክ ቀዳማይ ሚኒስተር መሰጋገሪ መንግስቲ ኮይኑ...
ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ሓምለ 2019 ብመንገዲ ምጥራናፍ ስድራቤት 1500 ሰባት መንበሪ ፍቓድ ከምዝሃበ በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን...
ሕጽረት ማግነዚዩም ብቐሊሉ ዘጋጥም ጸገም ኣይኮነን፡ ብኣንጻሩ ማግነዚዩም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መግቢ ክርከብ ይኽእል። ንኣብነት፦ ሕብራዊ ባኒ...