ኣብ ከተማ ስቶኮልም ሸወደን ዝካየድ ዘሎ ምዕዳል ስነስርዓት ሽልማት ኖቤል 2019 ትማሊ ክልተ ዕውታት ስነ ጽሑፍ ዓዲሉ...
Blog
መዘከርታታት ዕወታት ሽልማት ኖቤል አብ ቤት መዘከር ኖቤል
ኣብ ህይወትና ብዙሓት ነገራት ከም ምርጫ ወሲድና ከነተግብሮም ንረአ ኢና። ነቲ ምርጫ ምውሳድናን ዘይምውሳድናን ከኣ፡ ብመጠን’ቲ ድሒሩ...
ሓደ ካብ ጽቡቕ ባህሊ ጃፓናውያን፡ ብሕጊ ተቐይድካ ምኻድን ምክብባርን’ዩ። ጃፓን ኣብ ትምህርቲ ልዑል ወፍሪ ብምግባር፡ ካብ ሓንቲ...
ተመራማሪ ስነቚጠባን ኣባል ባይቶ ፊንላንድን ጁሃና ቫርቲያነን ጽላት ኢንዱስትሪ ሽወደን ኣብ ውሽጢ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ወጻኢ እውን...
ሎሚ ዓመት ኣብ ዓውዲ ከሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ኣብ ናይ ሊቲዮም ኣየን (Lithium-ion battery) ዓለምና ዝገብሮ ኣስተዋጽኦ ተራእዩ...
ካብ ዝመጽእ ሓዱሽ ዓመት 2020 ጀሚሩ ብ40 ክሮነር ኣብ ወርሓዊ ካርድ SL ከተማ ስቶኮልም ማለት 930 ክሮነር...
ፍሩታን ኣሕምልትን ዝጠቓለለ ጠዓሞት፡ ብቪታሚንን ካልእ ማዕድናትን ዝሃብተመ ስለዝኸውን፡ ንዕብየትን ምዕባሌን ኣካልናን ኣገዳሲ ኮይኑ፡ ኣካላትና ሕማማት ናይ...
ኵልና ሰባት ዝተፈላለና ኴንና ምፍጣርና ጣቋ ኣለዎ። መልክዕና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ባህሪና፡ ትሕዝቶና፡ ኣተሓሳስባናን ኣረዳድኣናን፡ ድሌታትናን ሕልምታትናን ወዘተ...
ኣብ ሽወደን፡ ህዝባውን ብሕታውን ሕክምና ስኒ ኣሎ። እቲ ህዝባዊ ሕክምና ስኒ፡ ብምምሕዳር ኣውራጃ(ett landsting eller en region)...