ዕብየት መሸጥ መካይን ትካል ቮልቮ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ብ7.4% ወሲኹ...
Blog
ሃገራት ዓለም ነቶም ምንጪ ናይቶም ፡ ንሙቐት ዓለምና ኣብ ምዝያድ ዝሕግዙ ጋዛት፡ ምጥቃም ከቋርጻ ኣለወን። ካብተን በንዚንን...
ኣብ መፋርቕ ተስዓታት ብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ሓለፍቲ ምምሕዳራት ሓንቲ ኣብ ሞንጎ ዓሰርተ ምምሕዳራት ከምዝነበረ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ዜግነት ሽወደን ክወሃቦም ንዝጠልቡ ሰባት፡ ቋንቋ ሽወደንን ባህልታትን ክብርታትን ማሕበረ ሰብ ሽወደን፡ ክፈልጡ ንዝግድድ ሕጊ ተኽእሎታት ተግባራውነቱ...
ጓል 16 ሽወደናዊት ተጣባቒት ለውጢ ክለማ ሬታ ተንበርግ ካብ ኣከባቢ ኖርዲክ ን ኣበርክቶ ኣፍልጦ ንመሃብ ዝቐረበላ ናይ...
ዝያዳ ህይወት ንምድሓን መጠን ደረት ናህሪ 1100 ኪሎሜትራት ክጐድል እዩ። ምምሕዳር ትራንስፖርት መጠን ደረት ናህሪ ካብ 90...
ስዌድ ባንክ ኣብ ሃገራት ባልቲክ ንዝካየዱ ናይ ገንዘብ ምሕጻብ ቁጽጽር ብቑዕ ምክትታል ብዘይ ምግባሩ ንዝጀመረ መርመራ ብወገን...
ክልተ ካብ ኩባንያታት ሽወደን ዝኾና Tele2 ን Telenors ንናይ ዓማዊለን ሓበሬታን መረዳእታን ብዘይ ሕጋዊ መንገዲ ኣብ ረብሓ...
ማሕበራዊ ድሕነት (Försäkringskassan) ዘውጸኦ ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ፡ ኣቦታት ናይቶም ሓደስቲ ዝተወልዱ ህጻናት ኣብ ገዛ ዝነውሐ ግዜ...
ዓመታዊ ክሳብ 600 ዝኾኑ ሰባት ብዝፈጸምዎ ገበናት ካብ ሽወደን ንኽስጎጉ ክሲ ዝቐርበሎም እኳ እንተኾኑ፡ ካብ 20 ክሳብ...