ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ምሉእ ሽወደን ኣንጻር ዝተወደቡ ገበናት ንምፍጣጥ ሃገራዊ ፖሊስ ብስም ሪምፍሮስ (Rimfrost) ዘበገሶ ስርሒት...
Blog
ብሰንኪ እቲ ክቐርብ ዝግበኦ ናይ ሕክምና መሳለጥያታትን ቀረባትን ኣብ ብዙሓት ሆስፒታላት ብዘይምድላዉ ዘጋጠመ ናይ ኣማኢት መጥባሕታት መዓልቲ...
ኣብ ጀርመን ብቻንስለር ኣንጀላ መርከል ዝምራሕ መንግስቲ፣ ንጸገማት ስራሓት ዝተፈላልዩ መንግስታዉን ምምሕዳራት ዞባታትን ኣብ ስራሓት ዉህደት ስደተኛታት...
ቤት ፍርዲ ከተማ ካልማር ብቕትለት ዕሸላ ዝተጠርጠረት ጓል 27 ዓመት ኣደ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክትኣቱ ኣዚዙ። ብዓርቢ...
ሓደ እዋን ሓደ ሰብኣይ ለይቲ ተንሲኡ ንወዱ “ተመልሶ ወደይ፡ ተንስእ፡ ናብዛ ቐረባ ዓዲ በጺሕና ክንምለስ ኢና” በሎ።...
ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት Halebop ኣብ ሃገር ሽወደን ኣዚዮም ዕጉባት ዓመዊል ኪህልዉዎ ጸኒሖም። ካብቲ ብ Svenskt...
መራሒት ሰልፊ ሊበራ ኒማኮ ሳቡኒ ኣ ንወዲ 20 ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደገፊ ሃገራዊት ጋንታ ሩምንያ ኩዕሶ ኣብ...
ትማሊ ምሽተ ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ናብ ሮምንያ ብምጋሽ ብ ናይ 2 ብ 0 ዓወት ስታፊኣ ኣብ ዋንጫ...
ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኩባንያታት ሽወደን ፡30 ዓመት ድሕሪ ምፍራስ መንደቕ በርሊን (BERLIN WALL)፡ ቁጽረን ብናህሪ ከምዝወሰኸ ካብ...
ኩባንያ ቫትንፋል ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ናይዚ ዓመት ቅድሚ ግብሪ ምኽፋሉ ክሳብ 7.8 ቢልዮን ክሮነር መኽሰብ ኣርእዩ። ኣብ...