ካብ ቤት መግቢ ናብ ዓማዊል መግቢ ጽዒና እተሰልፍ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ብዕዉት ፈተናኣ ምፍጻማ ተገሊጹ። እዚ ኣብ...
Blog
ብመሰረር ማእከል ስታቲስዪክስ ሽወደን ዝፈነዎ ጸብጻብ መጠን ግብሪ ምምሕዳራት ሽወደን በብዓመቱ ብ 90 ክሮና ማለት 32.19 ሚእትዊት...
እዚ ናይ መንእሰያት ወለንታዊ ውድብ JCI Stockholm ምስ ፕሮጀክት “Jul i gemenskap” ብምትሕብባር ንስኡናት ህጻናት ህያባት ልደት...
ካርታታት ሜትሮሎጂ ከም ዘርእይዎ ኣብ መላእ ሽወደን ዝህሉ ኲነታት ኣየር ካብቲ ንቡር ልዕል ዝበለ እዩ። ንኣብነት ኣብ...
ጸብጻባት ናይ ሰላም ኢንስቲቱት ካብ ስቶክሆሎም Sipri ከምዝሕብሮ ኣብ ዓለምና ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2018 እተን 100 ኣምረትቲ...
ኮሚሽነር ውሽጣዊ ጒዳያት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዩልፋ ዮሃንሰን “ኣብ ዝመጽእ ዓመት ቅልውላው ካብ ዘለዎም ከባቢታት ሰላሳ ሽሕ ዝኾኑ...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን ሪክስባንክ ካብ ኣሉታ ወለድ ናብ 0 ከዕብዮ ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። እዚ ምውሳኽ ወለድ ካብ ጥሪ...
ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ቅድሚ ሕጂ ሰባት ዘግነት ንምውሳድ ኣብ ገጻት እዚ ክፍሊ ዝረከብ ፎርም ሓቲሞምን...
ሽወደናዊ ዓለምለኸ ኢንዱስትሪ ኣቕሑ ዕንጸይቲ IKEA ስደተኛታት ንምርዳእ ምስ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ብምትሕብባር ናይ ሓደ ቢልዮን ክሮና...
ናይ ሓሶት መልእኽቲታት ብብዝሒ ኣብዚ እዋን ይፍኖ ምህላዉ ፖስኖርድ ሓቢሩ። ኣብ ኢሜይል ተቐበልቲ ናይ መጓዓዓዚ 15 ክሮና...